Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ዘተ ኤርትራዊያን ብዛዕባ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ተራ ህውሓት ን ርክብ ህዝቢታትን

Source: EBC

ኣብዚ ቅሩብ እዋን ምስ ፖለቲከኛ ኣሉላ ሰሎሞን ድሕሪ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት፤ ኣብገለገለ ዝበሎም ኣበሃህላታት ዘይተቐበልዎ ኤርትራዊያን ሰማዕቲና ርእይቶታት ክሰዱልና ቀኒዮም ኣለዉ። ነዚ ምርኩስ ብምግባር፡ መስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብምንታይ ኩነታት ኣሎ፡ ተራ ህወሓት ኣብ መስርሕ ሰላምን ምሕንጻጽ ዶብን ናይ ዝተፈላለዩ ኤርትራዊያን ርእይቶ ምርኩስ ብምግባር ኣቶ ዳኒኤል መሓሪን እስራኤል ሓደራን ርእይቶኦም ሂቦሙና ኣለዉ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ዘተ ኤርትራዊያን ብዛዕባ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ተራ ህውሓት ን ርክብ ህዝቢታትን 22/01/2020 33:38 ...
“እቲ ህዝቢ ገንዘቡ ኣብ ምንታይ መዓላ ከምዝወዓለ ንምፍላጥ ናይ ምሕታት ባህሊ ከማዕብል ኣለዎ።” መም ዮሴፍ ወርቀ 18/01/2022 11:34 ...
ዋጋታት መመርመሪ ኮቪድ ዝወሰኹ ክሕተቱ'ዮም፤ ጆኮቪች ኣውስትራልያ ጠሪዛቶ፤ ትግራይ ናይ ሰሙን ቀረብ መድናሂት ሕማም ሽኮር ጥራይ ተሪፉዋ 18/01/2022 11:34 ...
ትግራይ ሃገር ክትከውን ብቅሉዕ ዝጠለባ ክልተ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ትግራይ ናህሪ ቃልሲ ንምቅልጣፍ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲተን 17/01/2022 07:43 ...
ቢንያም ግርማይ ኣንፈቱ ናብ ጂሮ ድ'ኢታልያ ኣቕኒዑ፣ ኢትዮጵያ ናብ ዝቕጽል ዙር ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ ምሕላፍ ዕድላ ኣብቂዑ 17/01/2022 12:04 ...
ሰራሕተኛታት መእለዪ ኣረጋውያን ብኮቪድ-19 ድሕሪ ምልካፎም ናብ ስራሕ ዝምለስሉ ግዜ ስለዝሓጸረ ኣብ ድሕነት ኣረጋውያን ፍርሒ ፈጢሩ 17/01/2022 08:24 ...
ኦሚክሮን ብተዛማዲ ኣዝዩ ዘሕምም ኣይኮነን ኢልና ከይንልከፍ ካብ ምጥንቃቕ ሸለል ክንብል ኣሎና ድዩ፧ 16/01/2022 11:34 ...
ብኩነታት ቪዝኡ ዘይተረጋግአ ኮኾብ ቴኒስ ኖቫክ ጆኮቪች ናይ ፈለማ መጋጥምቱ ፈሊጡ፣ ትዊተር ኣብ ናይጀርያ ተመሊሱ 13/01/2022 12:22 ...
እዚ ተዋሂቡ ዘሎ ዕድል ሰላም 'ናብ ሰላማዊ ልዝብ' ዘየምርሕ እንተኾይኑ ኲናት ክቕጽል'የ ይብል ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ 13/01/2022 09:11 ...
ለበዳ ኦሚክሮን ንንግዲ ዝያዳ እንተሃሰዮ'ኳ ንጹርነት መምርሒታትን እምነት ህዝቢ ኣብ ኣተሓሕዛ ለበዳ ብመንግስታትን ተራ ኣለዎ - ፍራንቻይዚ ኣቶ ሰመረ ተዓረ 13/01/2022 12:58 ...
View More