ኣብ መቓዲሾ ዋና ከተማ ሶማሊያ ካብ ሓንቲ ቦምባታት ተጠቕጢቓ ዝነበረት መኪና ብምፍንጃሩ ልዕሊ 90 ሰባት ሞይቶምኣብ ኢትዮጵያ መሳጊድ ብምቅጻሎም ኣብ ብዙሕ ከተማታት ኢትዮጵያ ሰላማዊ ሰልፊ ተጌሩ።
ሱዳን: ኣብ 2020 ደሞዝ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ብዕጽፊ ክትውስኽ እያ። (ካብ ኣርእስታት ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን)
Source: EBC