ነቶም በዓለ ትንሳኤን ተብዕሉ ሰማዕትና ኣቐዲምና ርሑስ በዓል እንቋዕ ኣብቅዓኩም ንብል። ኣባ ተኽለማርያም ተወልደ ካብ ማሕበር ልኡካን ላዛሪስ ኣብ ከባቢ ሶሎሞን ኣይላንድስ መምህርን ሓላፊ ዘርኣ ክህነትን ኮይኖም ዘገልግሉ ንትንሳኤን ስቕለትን ዝምልከት ካብ ዝሃቡና ዕላል ዝተወስደ
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ትርጉም በዓል ትንሳኤ ምስ ኣባ ተኽለማርያም ተወልደ
Celebrating Easter in Melbourne Source: SBS