ኽርስትያናት በዓል ትንሳኤ ኣብ መላእ ዓለም ከብዕልዎ ዊዒሎም ኣለዉ ፣ ሊቀ ጳጳሳት ፍራንሲስ ነቲ ንዩክረይን ንምውራር ዝግበር ዘሎ ጭካነን ጸልማትን ኮኒኖሞ ። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ኣብ ሰይንት ባሲሊካ ቅዳሰ ቅድሚ ምግባሮም ምስ ሓደ ዩክሬናዊ ልኡኽ ብውልቂ ተራኺቦም ኔሮም ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
በዓል ትንሳኤ ኣብ መላእ ዓለም ተኸቢሩ።
Italians gather for Easter post-pandemic ( Source: AAP