ሪሰርቭ ባንክ ኣውስትራሊያ ናይ ለቓሕ ወለድ ብ25 መበገሲ ነጥቢ ብምውሳኹ፡ ካብ ታሪኻዊ ዝተሓተ ናይ0.1 ሚኢታዊ ናብ 0.35 ሚኢታዊ ክብ ኣቢልዎ ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ከምዝገልጾ እዚ ስጉምቲ ኣብ ናይ ኣውስትራሊያ ማሕበረሰብ ብዙሕ ጽልዋ ክህልዎ እዩ ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ባንክ ኣውስትራሊያ መጠን ወለድ ክብ ኣቢልዎ።
People walk past the Reserve Bank of Australia (RBA) in Sydney. Source: AAP