Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

“ኤርትራ፡ ኣብ ቀራና መገዲ ዘይኮነት ዘላስ ዝወደቐትን ዝፈሸለትን ሃገር’ያ ኮይና” ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም (ቀዳማይ ክፋል)(SBS Tigrinya)

Source: SBS Tigrinya Adhanom

SBS Tigrinya : Interview with AdHanom Gebremariam: ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህዝባዊ ግምባርን ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ድማ ኣማሓዳሪ ዞባ፡ ኣምባሳደር ኣብ ስዊድንን ናይጀሪያን ዝነበረ፡ ኣባል ምስቶም ን ኣካይዳ መንግስቲ ኤርትራ ዝተቓወሙ ብጉጅለ 15 ዝፍለጡ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራን እዩ። ሎሚ ኣብ ኣመሪካ ብስደት ካብዝነብረሉ ኮይኑ ንህሉው ኩነታት ኤርትራ ምስ ራድዮ ኤስ ቢ ኤስ ተንቲኑ ኣሎ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ኤርትራ፡ ኣብ ቀራና መገዲ ዘይኮነት ዘላስ ዝወደቐትን ዝፈሸለትን ሃገር’ያ ኮይና” ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም (ቀዳማይ ክፋል)(SBS Tigrinya) 23/10/2018 41:59 ...
ሊብያ፥ ታሽዓይ ዓመት ለውጢ እናጸምበለት ኣብ ግጭት ዘላ ሃገር 27/02/2020 04:49 ...
ሓጺር ታሪኽ ህይወት ነበር ፕረሲደንት ግብጽኢ ሑስኒ ሙባረክ 27/02/2020 06:10 ...
መሰል ዝምድና ተመሳሰልቲ ጾታ ኣብ ኣውስትራሊያ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 27/02/2020 11:14 ...
“ናይ ኢትዮጵያን ትግራይን ምፍታሕ ከም ናይ ካቶሊክ ፍትሕ እዩ።” ሳልሕ “መሰል ዓርሰ ዉሳነን ሃገር ምዃንን ዝብል ሕቶ፥ ንትግራይ እቲ ዝነኣሰ ሕቶ እዩ።” መረሳ 26/02/2020 47:46 ...
ኣብ ከተማ ኣምቦ ኣብ ልዕሊ ናይ ደገፍ ሰላማዊ ሰልፊ ዝገብሩ ዝነበሩ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ። (ካብ ዜናታት) 24/02/2020 07:53 ...
ጭንቀት ናይቶም ኣብ ሕምብርቲ ለብዳ ቫይረስ ዝኾነት ክ/ሃገር ሁበይ ዝርከቡ ዜጋታትን ጥርዓንን 24/02/2020 03:55 ...
ኣብዚ ቕነ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት 24/02/2020 10:19 ...
“ዉዒሉ ሓዲሩ ደጀን ኤርትራዊያን ተጋሩ፡ ደጀን ተጋሩ ድማ ኤርትራዊያ እዮም።” ስየ ኣብርሃ 24/02/2020 06:14 ...
"ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ሜዳ ዝወረደ ብሚሽን (ተላኢኹ) እዩ፡ ዝብል እምነትዩ ዘሎኒ።" ዶ/ር መሓመድኬር ዑመር 22/02/2020 49:49 ...
View More