Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኤርትራ ብዓፈና መዲያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና። (ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜናታት)

ኣርእስታት ዜና ፡ ኣብ መዕቆቢ ስደተኛታት ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ክውሰዱ እዮም።ሬሳ ናይ ቀደም ናይ ዙምባብወ ፕረሲደንት ሮበርት ሙጋበ ካብ ሲንጋፖር ናብ ሃገሩ ብፍሉይ ነፋሪት ኣትዩ።ኤርትራ ብዓፈና መዲያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና።ስም ናይቶም ኣብ ኣብ ኢራን ተታሒዞም ዘለዉ ኣውስትራሊያዊያን ጽምዲ ተፈሊጡናይ ስኮትላንድ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፓርላማ ዓዲግሊዝ ክድስክል ቦሪስ ጆንሶን ዝወሰኖ ዉሳኔ ዘይሕጋዊ ምዃኑ ምስ ኣፍለጠ እዩ።ኣብ ፑሪድጂን ሓዊ ዘባርዑ ክልተ መን እሰያት ብ ኲንስላንድ ፖሊስ ክሲ ቀሪብዎም።ካናዳ ኣብ 21 ጥቅምቲ ሃገራዊ ምርጫ ከምትገብር ናይ ካናዳ ቀዳማይ ሚኒስተር ካናዳ ኣፍሊጡ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኤርትራ ብዓፈና መዲያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና። (ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜናታት) 12/09/2019 12:04 ...
ኬንያ: 1.5 ቢሊዮን ዶላር ዝውድእ ፕሮጀክት ምህናጽ መገዲ ባቡር ጀሚራ (ካብ ዕለታዊ ዜና) 17/10/2019 06:15 ...
ሓጺር ታሪኽ ዮሃንስ ወዲ ዘሞ (ሞዛይክ ባህሊ SBS ትግርኛ) 17/10/2019 09:20 ...
ህወሓት ንዝተጀመረ ዝምድና ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ክድንፍዕ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ዝከኣሎ ከምዝሰርሕ ገሊጹ:: 17/10/2019 07:46 ...
“ኩሉ ነገርና ምስ ፖለቲካ ተኣሳሲሩ’ዩ፡ ዋላ ስቕ እንተበልካ ፖሎቲካ እዩ ኾይኑ።” ሳብሪናን ኣድያምን 16/10/2019 20:37 ...
ጥምየት ንምውጋድ፡ ብዝሒ ህዝቢ ዓለም ምጉዳል 16/10/2019 04:41 ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይን ፕሬዝዳንት አብደል ፋታሕ አል ሲሲ ክራኸቡ እዮም:: (ካብ ዜናታት) 14/10/2019 06:22 ...
ኣብ ኡጋንዳ ደሃዮም ጠፊኡ ዝነበረ መንእሰያት ኣባላት ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ስቕታኦም ሰቢሮም 14/10/2019 14:50 ...
“ንሕና በጃ ህዝቢ እምበር ወኪል ህዝቢ ኤርትራ ክንከውን ኣይንደልን ኢና።” ካብ ማ/ሰብ ኤርትራዊያን ኲንስላንድ 14/10/2019 24:42 ...
ጃፓን ብሓያል ህቦቡላዊ ዝናብ ትውቃዕ 14/10/2019 04:49 ...
View More