Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘራኽብ መንገዲ መስከረም ሓድሽ ዓመት ክምረቕ: ስልማት ሰላም ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (29/08/2019)-ሃገራዊ ስነስርዓት ቀብሪ ምክትል ቀዳማይ አውስትራልያ ነበር ቲም ፊሸር ብኽብሪ ተፈጺሙ፡ ምስ ኤርትራ ዝነበሮ ርክብ ተዘኪሩ-ስልማት ሰላም ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ-ብዙሓት ስደተኛታት ጽዒና ማእከላይ ባሕሪ ክትሰግር ትፍትን ዝነበረት ሓንቲ ጃልባ ልዕሊ 40 ሰባት ደሃዮም ስለዝጠፍአ ጥሒሎም ከይኮኑ ተሰጊኡ።-ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘራኽብ መንገዲ ሓድሽ ዓመት ግእዝ ክምረቕ ምዃኑ ሚኒስትሪ መጓዓዝያ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘራኽብ መንገዲ መስከረም ሓድሽ ዓመት ክምረቕ: ስልማት ሰላም ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ 29/08/2019 11:32 ...
ህወሓት ንዝተጀመረ ዝምድና ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ክድንፍዕ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ዝከኣሎ ከምዝሰርሕ ገሊጹ:: 17/10/2019 07:46 ...
“ኩሉ ነገርና ምስ ፖለቲካ ተኣሳሲሩ’ዩ፡ ዋላ ስቕ እንተበልካ ፖሎቲካ እዩ ኾይኑ።” ሳብሪናን ኣድያምን 16/10/2019 20:37 ...
ጥምየት ንምውጋድ፡ ብዝሒ ህዝቢ ዓለም ምጉዳል 16/10/2019 04:41 ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይን ፕሬዝዳንት አብደል ፋታሕ አል ሲሲ ክራኸቡ እዮም:: (ካብ ዜናታት) 14/10/2019 06:22 ...
ኣብ ኡጋንዳ ደሃዮም ጠፊኡ ዝነበረ መንእሰያት ኣባላት ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ስቕታኦም ሰቢሮም 14/10/2019 14:50 ...
“ንሕና በጃ ህዝቢ እምበር ወኪል ህዝቢ ኤርትራ ክንከውን ኣይንደልን ኢና።” ካብ ማ/ሰብ ኤርትራዊያን ኲንስላንድ 14/10/2019 24:42 ...
ጃፓን ብሓያል ህቦቡላዊ ዝናብ ትውቃዕ 14/10/2019 04:49 ...
ሰብ ሃብቲ ትግራይ፡ ባንኪ ትግራይ ከምስርቱ መዲቦም። (ጸብጻብ) 14/10/2019 09:04 ...
“እዚ ንዶ/ር ኣብይ ተዋሂቡ ዘሎ ሽልማት፤ ንመጻኢ ንኽሰርሕ ከም መተባብዒ ጥራይ’ዩ ክውሰድ ዝኽእል” ዘተ ምስ ዶ/ር መብራህቱ፡ ኡስታዝ ሑሴንን ዶ/ር ኣማኒኤልን። 12/10/2019 51:17 ...
View More