Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኤርትራዊያን ስደተኛታት፡ ናይ ኣውስትራሊያ ቪዛ ብኸመይ ይርኽቡ? መብርሂ ካብ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ

ብዙሓት ሰማዕትና እቲ ገንዘብ ከፊልካ ናብ ኣውስትራሊያ ዘምጽእ ቪዛ እንታይ ምዃኑን፡ ነዚ ቪዛ ንምርካብ ኣብ በዓል ሱዳን ገንዘብ ዘኽፍሉ ኣለዉ ዝብል መልእኽትታትን ሕቶታትን ምስበጽሓና ብዛዕባዚ ንዶ.ር ብርሃን ኣሕመድ ኣዛሪብናዮ ኣለና።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኤርትራዊያን ስደተኛታት፡ ናይ ኣውስትራሊያ ቪዛ ብኸመይ ይርኽቡ? መብርሂ ካብ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ 05/09/2019 21:33 ...
ብዝሒ ጸገም ጥዕና ኣእምሮ ዘለዎም መንእሰያት እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ። 23/10/2019 07:53 ...
“ንሓደ ናይ ከበሳ ኣስላማይ ናብ ባርካ ሒዝናዮ ክንከይድ ኣይንደልን፡ ምስቶም ኣብኡ ዘለዉ ስኒት ጌርካ ንበር ኢና ንብል ንሕና” በሽር ኢሽሓቕ 23/10/2019 51:00 ...
ኣብ ገማግም ባሕሪ ክዘናግዑ ክብሉ ዝጥሕሉ ዝበዝሑ ኣንፈት ምሕንባስ ዘይጸንሖም ካብ ካልኦት ሃገራት ዝመጹ እዮም 22/10/2019 08:41 ...
ፖለቲካን ስፖርትን ከም ሓውን ሓሰርን ኣብ ዝተሓዋወስሉ ጉዳይ ካታሎንያ፡ ግጥም ክላሲኮ ባርሴሎና-ሪያል ማድሪድ ናብ ታሕሳስ ተመሓላሊፉ፡ 21/10/2019 11:00 ...
“ፕረ. ኢሳያስ፡ ኣብ ጎደናታት መቐለ እናተዛወረ ምስ ህዝቡ ክራኸብ ዘለዎ ባህጊ ወትሩ ይገልጸለይ እዩ።” ቀ.ሚ. ኣብይ ኣሕመድ (ካብ ዜናታት) 21/10/2019 11:12 ...
ዘተ ሰላም ሱዳን ድሕሪ ናይ ብዙሕ እዋን ደውታ ዳግም ተባራቢሩ::(SBS HorAfrica News) 21/10/2019 05:44 ...
ተጋሩ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ካብ ትግራይ ወጻኢ ኣብ ዘለዋ ዩኒቨርሲታት ዝወርዶም መጥቃዕቲ ጠጠው ንክብል ዝጠልብ ሰላማዊ ሰልፊ ምም/ መቐለ ኸልኪሉ። (ካብ ጸብጻባት) 21/10/2019 09:46 ...
“ን ሄቨን ጓለይ ከም ታቦት ናይ ገዛና ጌርና ኢና ንርእያ።” ሙሉ ምሕረተኣብ 19/10/2019 40:22 ...
ኬንያ: 1.5 ቢሊዮን ዶላር ዝውድእ ፕሮጀክት ምህናጽ መገዲ ባቡር ጀሚራ (ካብ ዕለታዊ ዜና) 17/10/2019 06:15 ...
View More