Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዕግርግር ሆንግ ኮንግ ዘንጸላለዎ ዝኽሪ 70 ዓመት ምምስራት ኮሙኒስት ቻይና

ደሳዊ ሰልፊ ቻይና ኣብ ስልጣን ዝጸንሓሉ 70 ዓመታት ብልዑል ፈንጠዝያታትን ወተሃደራዊ ምርኢታትን ተባዒሉ። እንተኾነ ግን ኣብ ሆንግ ኮንግ ዝቕጽሉ ዘለው ተቓውሞታትን ዕግርግራትን ኣንጸላልዮሞ ይርከቡ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ዕግርግር ሆንግ ኮንግ ዘንጸላለዎ ዝኽሪ 70 ዓመት ምምስራት ኮሙኒስት ቻይና 02/10/2019 08:33 ...
ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ግጥም ኣርሴናል ለስተር ሲቲ ተዓዚቦም ናብ መደቀሲኦም እናተመልሱ ድሕሪ ዝተፈጥረ ዕግርግር ብውሑዱ ክልተ መይቶም፡ 11/11/2019 13:35 ...
“ኢትዮጵያ ንምንታይ ሓጽቢ ህዳሰ ክትሃንጽ ኣድለያ? ካልእ ምንጪ ጸዓት ዘይትደሊ?”ፕሬዚደንት ዶናልድ ትራምፕ 11/11/2019 08:28 ...
ብርቱዕ ባርዕ ጫካ፡ ንኽልተ ክፍላተ ግዝኣት ኣውስትራሊያ ይሕምሰን 11/11/2019 06:23 ...
“እቲ ጉባኤ፡ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ብምርኣይ፡ነቲ ምስሊ ኤርትራ ክጽልም ዝጸንሐ ኩነታት ዝቐየረ እዩ።” ተሳተፍቲ ኣብ ኣስመራ ዝተቓንዐ ዋዕላ ውዳበ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካን ኮሚሽን ቁጠባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምብራቕ ኣፍሪካ። 11/11/2019 09:23 ...
“ሎሚ ዝበዝሐ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ኣብ ጎኒ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ተሰሊፉ ዘሎ።” ኣወሃሃድቲ ሰላማዊ ሰልፊ 09/11/2019 13:39 ...
ናይ ኲናት መሳርሒ ስናይፐር (ቅጭ ሕርሙ)ን ተመሳሰልቲ ነገራትን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ተታሒዙ።(ካብ ኣርእስታት ዜና) 07/11/2019 10:49 ...
ኣገልግሎት ሕጊ ነቶም ትሑት ደሞዝ ዝረኽቡ ስደተኛታት 07/11/2019 05:03 ...
“ጠንቂ ምንጻል ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ፡ ዓንቀጽ ሰለስተ ናይ ዉጫለ ውዕል እዩ።” ኣብ መመረቕታ መጽሓፍ “የኢትዮ-ኤርትራ ስንክሳር” 07/11/2019 09:16 ...
ዕላል ምስ ጸሓፊ ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን) 06/11/2019 31:54 ...
View More