Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሓምለ 2019)

ኣርእስተ ዜና፡ኤርትራዊያን ሓተቲ ዑቕባ ቆልዑ ኣብ እስራኤል፡ ትምህርቲ ከይመሃሩ ተኸልኪሎም።ኢራን ብምስጢር ንብዙሕ እዋን ዩራኒየም ከተማዕብል ስለዝጸንሐት ኣብ ልዕሊኣ ዝንበር እኹል ማዕቀብ ክውስኽ እዩ ክብል ናይ ፕረሲደንት ኣመሪካ ገሊጹ ኢትዮጵያ ጋዜጠኞታት ብምእሳር፡ ሕጊ ጸረ ግብረሽበራ ዳግም ክትጥቀመሉ ምጅማራን ሲፒጄ (CPJ) ይከስስ።ኢትዮጵያን አሜሪካን ናይ ሓባር ወታደራዊ ልምምድ ክገብሩ እዮም።ኣብ መቓዲሾ ዝርከብ ሓደ ሆቴል ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ዝተኸሱ ሰለስተ ሰባት ተረሺኖም።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሓምለ 2019) 11/07/2019 08:38 ...
ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዘለዉ ናይ ፖለቲካ እሱራት ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፍትሑ ጸዊዒት ቀሪቡ። 19/09/2019 08:06 ...
ግብጺ፡ ዓቢ ሓጽቢ ህዳሰ ኣብ 7 ዓመታት ማይ ንክመልእ ዘቕረበቶ እማመ ኢትዮጵያ ኣይተቐበለቶን::( Tigrinya news) 19/09/2019 11:28 ...
“እቲ ንሕና ንፈልጦ፡ ህዝቢ እንተዝፈልጦ፡ ኩሉ ኣብ ጎንና ኮይኑ ምደገፈና” ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) 19/09/2019 32:57 ...
መስርሕ ፍትሕ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ'ዩ? 18/09/2019 08:05 ...
“ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ከምንመውት፡ 90 ዓመታት ድማ ከምንጸንሕ ሓሲብና ንንበር።” መሓረና ይከኣሎ 18/09/2019 54:20 ...
ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስጳኛ ወዲቑ ውድድሩ ኣቋሪጹ፡ ከቢድ ሓደጋ ግን ኣይወረዶን 16/09/2019 14:02 ...
ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራ (Tigrinya News) 16/09/2019 09:46 ...
ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሲዒቡ ዋጋ ነዳዲ ክንህር እዩ ተባሂሉ: ኣመሪካን ኢራንን ንውግእ ይሸባሸባ:: 16/09/2019 07:22 ...
ኣመንቲ ኦርተደክሳዊት ተዋህዶ ሃይማኖት ኣብ ጎንደር ሰልፊ ተቓውሞ ኣካይዶም (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/09/2019 05:16 ...
View More