ፈደራላዊ ምርጫ እናቐረበ ይመጽእ ኣሎ ፡ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ኣውስትራሊያዊያን ንመጀመርታ ግዜ ድምጺ ክህቡ ይኽእሉ እዮም ተባሂሉ ይግመት። ነቶም ካብ 18 ክሳብ 20 ዝዕድሚኦም ፡ ኣብ መስርሕ ምርጫ ፡ ብሃገር ደረጃ ፡ ናይ መጀመርታ ናይ ምምራጽ ዕድሎም ክኸውን እዩ ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ኣብ ፈደራል ምርጫ ኣውስትራሊያ ናይ ፈለማ ኣድመጽቲ መንእሰያት እንታይ ይብሉ፧
School students hold placards during a Climate School Strike protest at Treasury Gardens in Melbourne, Source: AAP