Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

"ናብ ውሽጢ ኤርትራ ብመስኮት ተለቪዥን ምስ ህዝብና ምርኻብና ዓቢ ዓወት እዩ።" ሳባ ተስፋዮሃንስ

Source: Erisat

ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነብሪ ኤርትራዊን ብምሕባር ናብ ኤርትራ ብቐጥታ ዝፍኖ ናይ ተለቪዥን ፕሮግራም ጀሚሮም ኣለዉ። ነዚ ብዝምልከት ኣደ መምበር ግዚያዊት ቦርድ ናይቲ መዲያ ዝኾነ ወ/ሮ ሳባ ተስፋህይወት መብርሂ ሂባትና ኣላ። ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
"ናብ ውሽጢ ኤርትራ ብመስኮት ተለቪዥን ምስ ህዝብና ምርኻብና ዓቢ ዓወት እዩ።" ሳባ ተስፋዮሃንስ 01/11/2018 13:04 ...
ድሕሪ ናይ ግፍዒ ቅትለት ጸሊም ኣመሪካዊ ብጻዕዳ ፖሊስ፡ ገበነኛታት ክኽሰሱ ጻዊዒት ይቐርብ ኣሎ። 28/05/2020 06:08 ...
ኣብ ክልል ትግራይ ዝግበር ዘሎ ህዝባዊ ተቓዉሞን ካልእ ጸብጻብን 28/05/2020 05:53 ...
ኤርትራዊያን ብዛዕባ ምብዓል መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት እንታይ ይብሉ? (ዛዕባታት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት) 26/05/2020 09:01 ...
“ቀ/ሚ ኣብይ ንፕረ ኢሳያስን ንመራሕቲ ዓረብን መርኣያ መሪሕነት ጌሮም ምውሳዶም የሰክፈኒ’ዩ” ክብል ኣቶ ስየ ኣብርሃ ገሊጹ 25/05/2020 14:26 ...
ብዛዕባ ኮኾብ ኩዕሶ ሰኪዐት ማይክል ጆርዳን እትትርኽ ፊልምን መዕለቢ ዘይርከቦ ምንጽጻር ምስ ሌብሮን ጀይምስን 25/05/2020 08:01 ...
“ምስ ክስተት ኮሮና ኣሳጉማና ዓጸፋ ክዛይድ ስለዘለዎ ምስ ኣዝመራ 2020 ናህሪ ንምውሳኽ ንነጣጠፍ ኣለና።” ፕ/ኢሳያስ 25/05/2020 06:27 ...
"ኩነታት ኮሮናቫይረስ ኣብ ገዛና ክንሕጸር ምግባሩ ምስ ደቅና፡ ሰበይትናን ፈጣሪናን ዝበለጸ ግዜ ከነሕልፍ ሓጊዙና።" 23/05/2020 09:16 ...
"ነቲ ንናጽነት ናብ ባርነት ዝቐየረ'ኻ ክትቅይሮ ዘለካ'ምበር፡ ነጻነት ናይ ህዝቢ ኤርትራ ታሪኽ እዩ።" ኣምባሳደር ዓብደላ 22/05/2020 40:56 ...
ካብ ኮቪድ-19 ንምድሓን ጸረ ዓሶ መድሓኒት ኣብ ጥቕሚ ከይውዕል ዉድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ። (ካብ ኣርእስታት ዜና) 21/05/2020 14:41 ...
View More