መንግስቲ ኤርትራ “ሓድሽ ወተሃደራዊ ዕንደራ ወያነ ስለምንታይ? ንምንታይ ዕላማኸ?” ብዝብል ኣርእስቲ፡ ህወሓት ን ኤርትራ ወሪሩ ዓባይ ትግራይ ንምምስራት ዉግእ ክኸፍትዩ ዝደሊ ኢሉ ከሲሱ። ወሃብ ቃል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ድማ መልሲ ሂቡ ኣሎ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
"ወያነ ንኲናት ኣንቂዶም ኣለዉ" መንግስቲ ኤርትራ “ኩሉ ግዝኣት ትግራይ ብሰላም ወይ ብኻልእ ሓራ ከይወጸ ጠጠው ዝብል ነገር የለን።” ጌታቸው ረዳ
Source: SM