ኤርትራ መበል 31 ዓመት ናጽነታ ኣብ ኣስመራ ብወግዒ ጸምቢላ። ኣብቲ ብ 24 ግንቦት ኣብ ስታድዮም ኣስመራ ዝተገብረ ጽምብል ዲፕሎማሰኛታትን ዕዱማትን ኣብዝተረኽብሉ ፕረሲደንት ኢሳያስ መደረ ኣስሚዑ። ካብቲ ዘቕረቦ ነጥቢታት ንሱ እቶም ቀንዲ ኣብዚ ቀሪቦም ኣለዉ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
"መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ኣፍሪቃ ዞባውን ክፍለዞባውን ጥምረት ክህሉ ን30 ዓመታት ከይተሓለለ ሰሪሑ'ዩ።" ፕ/ኢሳያስ ኣፈወርቂ
Eritrean President Isaias Afewerki Source: Eri Tv