Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (ሶኑይ 01/07/2019)መንግስቲ ኤርትራ መደበር ዜና አልጀዚራ አንጻር ኤርትራ ተካይዶ ዘላ ቀጻሊ ጎስጓስ ከንቱ ፈተነን ባዶን’ዩ ክብል መግለጺ አውጺኡ:ፖሊስ ቪክቶርያ ህጹጻት ንዘይኮኑ ጉዳያት ሰባት ዝድውልሉ ሓድሽ 24 ሰዓታት አገልግሎት ዝህብ መስመር ከፊቱሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ከባቢ 300 ሰባት አብ’ቲ ሰነ 22 ዝተኻየደ ዘይተዓወተ ዕልዋ መንግስቲ ተሳቲፎም ብዝብል ጥርጣረ ኣሲሮም- ሺንሁዋአብ 'ምረሻ ሚልዮናት' ህዝባዊ ተቓውሞ ሱዳን ብውሑዱ ሸውዓተ ሰባት ክሞቱ እንከለው ልዕሊ 180 ዝኾኑ ቆሲሎም

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 01/07/2019 09:08 ...
መንግስቲ ጥልያን ካብ ሊብያ ብባሕሪ ዝመጹ ስደተኛታት ይቕበል፡ 14/09/2019 05:23 ...
ነጋሽ በዓል ጋዶ ( ሞዛይክ ባህሊ SBS ትግርኛ) 14/09/2019 11:43 ...
"ምምሃር ቋንቋ ትግርኛ ከስፍሖ እዩ ድልየተይ።" ዳናይት በላይ 14/09/2019 12:19 ...
ኤርትራ ብዓፈና መዲያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና። (ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜናታት) 12/09/2019 12:04 ...
ሰናይ ምንዮት ኣባላት ማሕበረሰብ ብዛዕባ ሓዲሽ ዓመትን ቅዱስ ዮሃንስን 12/09/2019 07:36 ...
"ኣብዚ ሓዲሽ ዓመት ዝኸፋፍለና ኣካል ኣይንደልን ኢና።" ቀሺ ገብረብርሃን ፍስሃ 11/09/2019 14:27 ...
ንድየት እንታይ እዩ፡ ሳዕቤኑኸ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፡ Settlement Guide) 11/09/2019 07:47 ...
“መንግስቲ ኖርወይ ክወስዶ ዝደሊ ዘሎ ስጉምቲ ንኹሉ ኤርትራዊ ስደተኛ የሻቕሎ ኣሎ።” 11/09/2019 17:34 ...
ቪድዮ ቅድድም ብሽክለታ ላ ቩወልታ ጀርዲን ማሪዋና የፈድሕ፤ ምሕላፍ ኢትዮጵያን ሽቶታት ኣሌክሳንደር ንሽወደንን 09/09/2019 10:40 ...
View More