Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ኤርትራ ስፖርትን ፖለቲካን ክተሓወወሱ የብሎምን ብምባል ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምሕሳም ኦሎምፒክ በይጂንግ ንቻይና ደጊፋ

A number of countries, including Australia, have announced a diplomatic boycott of the Beijing Winter Olympics. Source: LightRocket

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/12/2021)* ኣሜሪካ፡ ካናዳ፡ ኣውስትራልያን ዓባይ ብሪጣንያን ዲፕሎማስያዊ ምሕሳም ኦሎምፒክስ ሓጋይ በይጂን ክገብራ ምዃነን ኣብ ዝኣወጃሉ ኤርትራ ስፖርትን ፖለቲካን ዘራኽብ የብሎምን ብምባል ኣብ ጎድኒ ቻይና ቆይማ፡* ዝለዓለት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኣብ ኣፍሪቃ ዝኾነት ጋንታ ቲም ኩቤካ ኔክስት ሃሽ ኣብ 2022 ኣብ ዙር ዓለም ቦታ ክወሃባ ዘእተወቶ መመልከቲ ዓለምለኻዊ ሕብረት ቅድድም ብሽግለታ ከምዘይተቐበሎ ተፈሊጡ፡* ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ እቲ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ካሜሩን ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ግጥም ኩ’እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2022 ኣብ ካሜሩን ሓድሽ ዓሌት ኮቪድ-19 ኦሚክሮን ድሕሪ ምምዝጋቡ ናብ ካልእ ሃገር ክቕይሮ’ዩ ንዝብል ወረ ነጺግዎ፡* ገዲም ካሜሩናዊ ኮኾብ ተጻዋታይ ኩ’እግሪ ሳሙኤል ኤቶ ንማሕበር ኩ’እግሪ’ታ ሃገር ከካይድ ተመሪጹ:

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኤርትራ ስፖርትን ፖለቲካን ክተሓወወሱ የብሎምን ብምባል ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምሕሳም ኦሎምፒክ በይጂንግ ንቻይና ደጊፋ 13/12/2021 09:54 ...
ቢንያም ግርማይ ንደቂ ጋንትኡ፣ ሰራሕተኛታትን ደገፍቱን ኣመስጊኑ ኣብ ቀረባ ግዜ የራኽበና ይብል 24/05/2022 09:57 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (23 ግንቦት 2022) 23/05/2022 53:10 ...
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት መዝነት ፍሉይ ተኸታታሊ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ክናዋሕ ተሓቲቱ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 23/05/2022 05:38 ...
ካብዚ ሓድሽ ተመሪጹ ዘሎ መንግስቲ ማሕበረሰብና እንታይ'ዩ ክረብሕ፧ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ 23/05/2022 16:15 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (19 ግንቦት 2022) 19/05/2022 56:51 ...
ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ዳግም ትፍትሾ ከም ዘላ ም/ቀ ሚንስተርን ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 19/05/2022 07:04 ...
"ወያነ ንኲናት ኣንቂዶም ኣለዉ" መንግስቲ ኤርትራ “ኩሉ ግዝኣት ትግራይ ብሰላም ወይ ብኻልእ ሓራ ከይወጸ ጠጠው ዝብል ነገር የለን።” ጌታቸው ረዳ 18/05/2022 02:42 ...
ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ) 18/05/2022 09:40 ...
ምርጫ 2022: ሰልፊ ግሪንስ 18/05/2022 07:46 ...
View More