Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣብ በልግረይድ ሻምፒዮናታት ዓለም ውሽጢ ኣዳራሽ መዳልያታት ሓፊሶሞ፣ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ስሙ እናገነነ ይኸይድ

Source: YouTube

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (21/03/2022)* ኣብ ውድድራት ጉያ እግሪ ሻምፒዮናታት ዓለም ውሽጢ ኣዳራሽ በልግረይድ 22 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ሜዳልያታት ሓፊሶሞ፣* ኤርትራ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣይቮሪ ኮስት 2023 ካብ ምስታፍ ከምዘንሰሓበት ብወግዒ ኣፍሊጣ፣* ኢትዮጵያውያን ደቀንስትዮ ት17 ኩ’እግሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣንጻር ኡጋንዳ ገጢመን ማዕረ ድሕሪ ምውጽአን ናብ ዝቕጽል ዙርያ መጻረዪ ግጥማት ዋንጫ ዓለም መንእሰያት ሓሊፈን፣* ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኣብ ሻርም ኤል ሸይኽ፥ ግብጺ፡ ካብ 22-27 መጋቢት ኣብ ዝካየድ ሻምፒዮና ኣፍሪቃ ክትሳተፍ'ያ፣* ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ዘመዝግቦም ዘሎ ዝነኣዱ ውጽኢታት ብምቕጻል ኣብ ሚላን ሳንረሞ መበል 12 ወጺኡ፥ ሓደ ካብ’ቶም ኣገረምቲ ውጽኢታት ከመዝግቡ ዝኽእሉ ተቐዳደምቲ ተባሂሉ ስሙ ይገንን፣

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣብ በልግረይድ ሻምፒዮናታት ዓለም ውሽጢ ኣዳራሽ መዳልያታት ሓፊሶሞ፣ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ስሙ እናገነነ ይኸይድ 21/03/2022 09:49 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
"ስዉእ ዶ/ር ኣረጋይ ሃብተ ኣብቲ'ቶም ዝተቐሉ ወልዳይ ግደይን ኪዳነ ክፍሉን ዝተቐብርሉ'ዩ ተቐቢሩ።" ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ተጋ/መስፍን መንግስቱ 21/06/2022 13:25 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (20 ሰነ 2022) 20/06/2022 55:47 ...
ኣብ ኤርትራ ንሰማእታት ጸሎተ ፍትሓትን ደርስን ዱዓን ከም ዝተኻደሎም ተገሊጹ። 20/06/2022 07:26 ...
ኪልያን ምባፐ ብሰንኪ መጠኑ ዝሓለፎ ነቐፌታታትን ዘለፋታትን ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ክሰናበት ሓሲቡ፣ ሙሉ ክንፈ ዓወት ኣመዝጊቡ 20/06/2022 10:36 ...
View More