Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ሓደ ኤርትራውን ሓደ ኢትዮጵያውን ስደተኛ ኣብ ኦሎምፒክስ ቶክዮ 2020 ክወዳደሩ ተመሪጾም

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/06/2019)ኤርትራዊ ኣትሌት ኣፈወርቂ ብርሃነ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ ቭልዶቫን ሮድ ረይስ ተዓዊቱ፡ ኣህጉራዊ ኮሚተ ኦሎምፒክስ ኢትዮጵያውን ኤርትራውን ዝርከብዎም ኣብ ቶክዮ ኦሎምፒክ 2020 ትሳተፍ ኦሎምፒካዊት ጋንታ ስደተኛታት ስም ዝርዝር ዘርጊሑ፡ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ምስሪ ተጀሚሮም፡ ልሙዳት ተርእዮታት ምስሕሓብ ብዛዕባ ክፍሊታት ገንዘብ ምስንኻላት ከይፈጥሩ ተሰጊኡመርሃዊ ቅዱስን ጽጋቡ ግርማይን ተሳትፎኦም ኣብ ዙር ስዊስ ወዲኦም

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ሓደ ኤርትራውን ሓደ ኢትዮጵያውን ስደተኛ ኣብ ኦሎምፒክስ ቶክዮ 2020 ክወዳደሩ ተመሪጾም 24/06/2019 10:30 ...
ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዘለዉ ናይ ፖለቲካ እሱራት ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፍትሑ ጸዊዒት ቀሪቡ። 19/09/2019 08:06 ...
ግብጺ፡ ዓቢ ሓጽቢ ህዳሰ ኣብ 7 ዓመታት ማይ ንክመልእ ዘቕረበቶ እማመ ኢትዮጵያ ኣይተቐበለቶን::( Tigrinya news) 19/09/2019 11:28 ...
“እቲ ንሕና ንፈልጦ፡ ህዝቢ እንተዝፈልጦ፡ ኩሉ ኣብ ጎንና ኮይኑ ምደገፈና” ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) 19/09/2019 32:57 ...
መስርሕ ፍትሕ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ'ዩ? 18/09/2019 08:05 ...
“ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ከምንመውት፡ 90 ዓመታት ድማ ከምንጸንሕ ሓሲብና ንንበር።” መሓረና ይከኣሎ 18/09/2019 54:20 ...
ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስጳኛ ወዲቑ ውድድሩ ኣቋሪጹ፡ ከቢድ ሓደጋ ግን ኣይወረዶን 16/09/2019 14:02 ...
ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራ (Tigrinya News) 16/09/2019 09:46 ...
SBS Tigrinya News 16/09/2019 09:46 ...
ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሲዒቡ ዋጋ ነዳዲ ክንህር እዩ ተባሂሉ: ኣመሪካን ኢራንን ንውግእ ይሸባሸባ:: 16/09/2019 07:22 ...
View More