Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ታሪኻዊ ዓወት ቢንያም ግርማይ ኣብ በልጅም፣ ደራርቱ ቱሉ ንትግራይን ኣትሌታታን ኣብ ዝምልከት ዘርኣየቶ መሪሕነት

Source: SBS

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (28/03/2022)* ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ሰንበት ኣብ ናይ ቅድድም ህይወቱ ዝዓበየ ዓወት ብምምዝጋብ ናብ ታሪኻዊ ዓወት ኸንት-ዊቪልኸም ፈንጢሱ ከምዝኣተወ ተፈሊጡ፣* ኣብ ከተማ ሮማ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ኣቺያ ራን ሮም ዘ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ፍቅረ በቀለን ሰቻላ ደለሳን ድርብ ዓወት ኣመዝጊቦም፣* ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉእብርሃን ሻምፒዮን ቅድድም ብሽግለታ መንገዲ ኣፍሪቃ 2022 ኮይኑ፣ ኣብ’ቲ ኣብ ግብጺ (ሻርም ኤል ሸይኽ) ዝተኻየደ ኣፍሪቃዊ ውራይ ኤርትራ ብብዝሒ መዳልያታት ቀዳመይቲ ኮይና ወዲኣ፣* ደቀንስትዮ ት20 መንእሰያት ኢትዮጵያ ናብ ዋንጫ ዓለም ኮስታሪካ 2022 ንምሕላፍ ኣብ ዘካየደኦ ካልኣይ እግሪ ግጥም ብጋና 2-1 ተሳዒረን ጉዕዝአን ኣብቂዑ፣* ገዲም ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ኣትሌታት ትግራይ ዝሓልፍዎ ዘለዉ ንመንግስቲ ወሲኽካ ኩሉ ክርደኣሎምን ትግራይ ኣካል ኢትዮጵያ ስለዝኾነት ተሕልፎ ዘላ ስቓይ ኲናትን ጥሜትን ከብቅዕ ኣብ ዝጸዋዓትሉ ምምስሳል ምስ ኩነታት ዩክረይን ኣሎ ድዩ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ታሪኻዊ ዓወት ቢንያም ግርማይ ኣብ በልጅም፣ ደራርቱ ቱሉ ንትግራይን ኣትሌታታን ኣብ ዝምልከት ዘርኣየቶ መሪሕነት 28/03/2022 16:52 ...
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (27 ሰነ 2022) 27/06/2022 55:01 ...
መርሃዊ ቅዱስ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኮይኑ፣ ደቀንስትዮ መንእሰያት ሕርይቲ ጋንታ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኡጋንዳ ይሕብኣ 27/06/2022 10:29 ...
ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፡ 170 ኪ.ሜ ዶብ ኢትዮጵያ ጥሒሶም መደበር ዕደና ወርቂ ከምዝተቘጻጸሩ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) 27/06/2022 09:38 ...
ኣብ ድሮ ዋዕላ G7; ዋና ከተማ ዩክሬን ኬቭ ብሚሳይላት ትድብደብ.... 27/06/2022 04:43 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
View More