ኣብ ሽዱሽተ ዉሉድ ግዳይ ሕማም ደም ካንሰር ካብ ዓዲ ገዳ ኤርትራ ኣቶ ዮናስ ጸጋይ ዘለዎ ጸገም ብቪድዮ ምስተዘርግሐ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራዊያን ንምሕጋዝ ብምጉያይ ኣብ ሓጺር ግዜ ልዕሊ $650, 000 ተኣኪቡ። ነዚ ምኽም]ንያት ብምግባር ዝዋጻእ ዘሎ ገንዘብን ዝቐርቡ ዘለዉ ሕቶታትን ኣመልኪትና ምስ ኣብከምዚ ንጥፈት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝነጥፍ ዘሎ መምህር ዮሴፍ ወርቀ ኣስራት ዝሃበና መብርሂ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
“እቲ ህዝቢ ገንዘቡ ኣብ ምንታይ መዓላ ከምዝወዓለ ንምፍላጥ ናይ ምሕታት ባህሊ ከማዕብል ኣለዎ።” መም ዮሴፍ ወርቀ
Yosief Worke Asrat Source: Supplied