Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ኤርትራ ክሳብ 2024 ካብ 4-5% ቁጠባዊ ዕቤት እተመዝግበሉ ዕድል ከምዘሎ ተገሊጹ። (ካብ ጸብጻባት)

Source: Nobel

ኣርእስታት ዜና፡ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣመስጊኖም ዝተቐበሉዎ ሽልማት ኖበል መንግስታውያን ማዕኸናት ዜና ኤርትራ ፀማም እዝኒ ሂበንኦ።ኣንጻር ህወሓት ኢህወደግ ብብረት ክቃለስ ኣብ ኤርትራ ልዕሊ 10 ዓመት ዝፀንሐ: ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ትግራይ (ደምህት) ምስ ህወሓት ክዋሃድ ወሲኑ።ብኻልእ ወገን ንሳላሳ ዓመታት ምስ ህወሓት ከይተዓረቑ ብዝቐፀሉ በዓል ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ዝመስረቱዎ ዴሞክራሲያዊ ምትሕብባር ትግራይ ( ትዴት) ሽሙ ናብ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ትግራይ ለዊጡ ምስ ፓርቲ ብልፅግና ክወሃድ መደብ ከም ዘለዎ ገሊጹ።ኣብ ዝሓለፉ 19 ዓመታት እቲ ጫፍ ናይ ምንባር መዋእል ህይወት ኢትዮጵያዊ ብ13.5 ዓመታት ከም ዝወሰኸ ጸብጻብ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣነጺሩ።ኣብ ትግራይ ቅድሚ ሮማ ዝተሃንጸ ከተማ ከም ዝተረኽበ ተመራመርቲ ገሊጾም።ኣብ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብሰሪ ቅልውላው ልዕሊ 7000 ተምሃሮ ትምህርቲ ጠጠው ኣቢሎም።ኤርትራ ክሳብ 2024 ካብ 4-5% ቁጠባዊ ዕቤት እተመዝግበሉ ዕድል ከምዘሎ ተገሊጹ። (ካብ ጸብጻባት)

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኤርትራ ክሳብ 2024 ካብ 4-5% ቁጠባዊ ዕቤት እተመዝግበሉ ዕድል ከምዘሎ ተገሊጹ። (ካብ ጸብጻባት) 12/12/2019 06:54 ...
መንእሰይ ሙባረክ ሙስጦፋ፡ ኣባላት ማሕበረሰብ ኣብ ሃርሞኒ ደይ ተሳትፎ ክገብሩ ይጽውዕ። 05/03/2021 08:16 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 04 መጋቢት 2021 04/03/2021 14:21 ...
"ሃለዋት ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ክፈልጥ ከም ዘይከኣለ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓቢሩ፣ (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 04/03/2021 07:10 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ትምህርቲ ድሕሪ ምውዳእ ብኸመይ ናይ ስራሕ ቪዛ ይርከብ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 03/03/2021 07:42 ...
"ዛጊት ልዕሊ 200 ሽሕ ናይ ቋንቋ ትግርኛ ሓሳባት ኣብ ጉግል ኣትዩ ኣሎ።" ኢንጂኔር ክፍላይ ተወልደብርሃን 03/03/2021 12:32 ...
ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ መዲያ (ምስ መም ዮሴፍ ወርቀ) 03/03/2021 11:24 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 01 መጋቢት 2021 01/03/2021 13:58 ...
ጋዜጠኛ ስፖርት ማስተር ተስፋጽዮን ምስ ብሊቸር ሪፖርት ውዕሉ ኣናዊሑ፡ በኣምላክ ተሰማ ግጥም ጋናን ደቡብ ኣፍሪቃን ክዳኒ'ዩ 01/03/2021 09:28 ...
ፌስ ቡክ ምስ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ንምንታይ ተባኢሱ? 01/03/2021 08:23 ...
View More