Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

'ሓደስቲ ዝገዛእናዮም ተጻወቲ ከነፋልጥ እንከለና ደሃዮም ዝጠፍአ ህጻናት መታን ከተዳልዩና ጎድኒ ጎድኖም ክንሕብረኩም ኢና'

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (15/07/2019)ኤርትራዊ ኣትሌት ፊልሞን ኣብርሃም ሰንበት ኣብ ኦስትርያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ ግሮስግሎኽነር በርግሎውት ተዓዊቱ፡ኢትዮጵያ መበቆል ዘለዋ ሆላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ኣብ ውድድራት ኣልማዛዊ ሊግ ሞናኮ ናይ ሓደ ማይል ክብረወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊታ፡ ዙር ፈረንሳ 2019 ብዓወት ደቡብ ኣፍሪቃዊ ዳሪል ኢምፒ ታሽዓይ መድረኹ ኣብ መዓልቲ ባስቲል ብምክያድ ይቕጽል ኣሎ፡ ፕረዚደንት ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ሞሮኮ ንኢትዮጵያዊ ዳኛ በኣምላክ ተሰማ ብርእሱ ሃሪምዎ ጥርዓን ድሕሪ ምቕራቡ ንሓደ ዓመት ተኣጊዱ፡ ሓደስቲ ዝገዛእናዮም ተጻወቲ ከነፋልጥ እንከለና ድሃዮም ዝጠፍአ ህጻናት ከኣ ከተዳልዩና ኢኹም ትብል ጋንታ ሮማ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
'ሓደስቲ ዝገዛእናዮም ተጻወቲ ከነፋልጥ እንከለና ደሃዮም ዝጠፍአ ህጻናት መታን ከተዳልዩና ጎድኒ ጎድኖም ክንሕብረኩም ኢና' 15/07/2019 14:13 ...
'ንራፋኤል ናዳል ስዒርዎ ከብቅዕ ኣብ ዝቕጽል ግጥሙ ብቑጡዕ ባህርያቱን ኣመና ሸለልትነቱን ተሳዒሩ ንፈተውቲ ከይተረፈ ኣቐይሙ' 19/08/2019 12:44 ...
ኣመሪካ፡ ፍቓድ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓድሽ ሕጊ ትእውጅ። 14/08/2019 04:42 ...
“ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ ወይ ብብሄር ኣግላልነት ይወርደና ኣሎ ኢሎም ንዝጠርዑ፡ ክስምዑን ጉዳዮም ክፍታሕን ኣለዎ።” ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ 12/08/2019 56:27 ...
ኣሜሪካዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሰኪዐት ንሓይሊ ዘደንፍዕ ጥረ ነገር ተመርሚሩ ጠኒሱ ከምዘሎ ስለዘመልከተ ካብ ጸወታ ተኣጊዱ 12/08/2019 10:15 ...
ኣብ ትግራይ ዝጣየሽ መገዲ ኣየር 'ኖርዝስታር' ኣስታት 3.8 ቢልዮን ብር ከም ዝስለዐሉ ኣጣየሽቱ ተዛሪቦም፡፡ (Ethio-News) 12/08/2019 08:23 ...
“ ሳዋ፡ ኣፍራይት ግዱድ ግልያታት መንግስቲን ስደተኛታትን” ሁዪማን ራይት ዎች 10/08/2019 04:22 ...
ሱዕዲ ኣብ ዝወደበቶ ኣኼባ ምቛም ልፍንቲ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ፡ ኤርትራ ኣይተሳተፈትን፡፤ (News) 08/08/2019 07:29 ...
“ብመሰረት ኣህጉራዊ ሕጊ፡ ኤርትራ እንተፈትያ ጥራይ እያ፡ ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕራ ክትጥቀም ትኽእል።” ዶ/ር ዳኒኤል 08/08/2019 23:30 ...
ህንዲን ፓኪስታንን ብጉዳይ ካሽሚር ኣብ ወጥሪ ኣትየን። 07/08/2019 08:34 ...
View More