Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቢንያም ግርማይ ኣብ ዙር ኢጣልያ ታሪኽ ምስራሕ ይቕጽሎ፣ ዳቪድ ትሪዘገ ምስ ዋንጫ ዓለም ናብ ኢትዮጵያ ዑደት ክፍጽም'ዩ

Source: Getty Images

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/05/2022)* ብሃንቀውታ ትጽቢት ክግበረሉ ዝጸንሐ ቅድድም ብሽግለታ መበል 105 ዙር ኢጣልያ ወይ ጂሮ ድ’ኢታልያ ዝሓለፈ ዓርቢ ተጀሚሩ ኤርትራዊ ኮኾብ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ካልኣይ ወጺኡ፣ ተሳትፎኡ ብዝለዓለ ብቕዓት ይቕጽሎ‘ሎ፣* መርሃዊ ቅዱስን ናትናኤል ተስፋጽዮንን ከኣ ጋንታታቶም እናሓገዙ ይምርሹ፣* ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ስታድየም ባህር ዳር ዓለምለኻውያን ግጥማት ደጊሙ ከአንግድ ዝኽእል እንተኾይኑ ንምምልካት ናብ ኢትዮጵያ ዑደት ክገብር ምዃኑ ተፈሊጡ፣ ፈረንሳዊ ተዓዋቲ ዋንጫ ዓለም ደይቪድ ትሪዘገ ምስ ዋንጫ ዓለም ብሓባር ናብ ኢትዮጵያ ዑደት ክገበር’ዩ፣* ንተዓወትቲ ጋንታታት ወይ ኣትሌታት ዝወሃብ ናይ ክብሪ ምዕጃብ ብድሌት ዝካየድ ክንሱ ንምንታይ’የን ገለ ጋንታታት ዘይደልይኦ፧

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ቢንያም ግርማይ ኣብ ዙር ኢጣልያ ታሪኽ ምስራሕ ይቕጽሎ፣ ዳቪድ ትሪዘገ ምስ ዋንጫ ዓለም ናብ ኢትዮጵያ ዑደት ክፍጽም'ዩ 09/05/2022 10:00 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
"ስዉእ ዶ/ር ኣረጋይ ሃብተ ኣብቲ'ቶም ዝተቐሉ ወልዳይ ግደይን ኪዳነ ክፍሉን ዝተቐብርሉ'ዩ ተቐቢሩ።" ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ተጋ/መስፍን መንግስቱ 21/06/2022 13:25 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (20 ሰነ 2022) 20/06/2022 55:47 ...
ኣብ ኤርትራ ንሰማእታት ጸሎተ ፍትሓትን ደርስን ዱዓን ከም ዝተኻደሎም ተገሊጹ። 20/06/2022 07:26 ...
ኪልያን ምባፐ ብሰንኪ መጠኑ ዝሓለፎ ነቐፌታታትን ዘለፋታትን ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ክሰናበት ሓሲቡ፣ ሙሉ ክንፈ ዓወት ኣመዝጊቡ 20/06/2022 10:36 ...
View More