Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኢትዮጵያ ንማዳጋስካር ስዒራ ናብ ኣፍኮን ክትሓልፍ ዕድላ ኣስፊሓ፡ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ምስ ኢብራሂሞቪች ሰሚሩ ንሽወደን ሽቶታት ኣመዝጊቡ

Eritrea Swedish Alexander Isak scores for Sweden at a world cup qualifying game Source: YouTube

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/03/2021)* ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣፍኮን 2021 ኢትዮጵያ ንማዳጋስካር ብገፊሕ 4-0 ክትስዕራ እንከላ ቡርኪናፋሶን ጊኒን ምሕላፈን ኣረጋጊጸን፡ * ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ምስ ዝላታን ኢብራሂሞቪች ተሰሊፉ ብምጽዋት ሽቶ ኣመዝጊቡ፡ * ኣብ ከተማ ጎተንበርግ ዝመደበራ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ጋንታታት ሽወደን ትሳተፍ ኣብ’ታ ሃገር ካብ’ተን ቀዳሞት ዝተመስረታ ጋንታታት ተባሂላ ትቑጸርን ሓንቲ ጋንታ ንዝኽሪ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ ስሙ ዝተጻሕፎ ማልያታት ዘርጊሓ፡ * ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ክካየዱ ኣብ ዝቐነዩ ቅድድማት ብሽግለታ ኤርትራዊያን ተቐዳደምቲ ንኡድ ተሳትፎኦምን ብቕዓቶምን ምምስካር ይቕጽሉ’ለው፡ * ንምንታይ’ዮም ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ኤውሮጳ ኣንጻር ዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ተቓውሞታት ዘስምዑ ዘለው፧

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኢትዮጵያ ንማዳጋስካር ስዒራ ናብ ኣፍኮን ክትሓልፍ ዕድላ ኣስፊሓ፡ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ምስ ኢብራሂሞቪች ሰሚሩ ንሽወደን ሽቶታት ኣመዝጊቡ 29/03/2021 13:48 ...
ንምንታይ'ዩ ጾታዊ ዓመጽ ከጋጥም እንከሎ ብዙሓት መሰናኽላት ንፍትሒ ዝህልው፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) 06/05/2021 16:11 ...
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ) 05/05/2021 06:07 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ብናጻ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምምሃር ይከኣል’ዩ። (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 05/05/2021 07:55 ...
'ናይ ሓባር ኢፍጣር ወለዶታት ብሓንሳብ ክንእከብን ሃይማኖትን ባህልን ናብ ዝቕጽል ወለዶ ከነመሓላልፍን ይሕግዘና' - ኣማን ኣሕመድ ጣሃ 04/05/2021 09:57 ...
ኣብ ዙር ሩዋንዳ ሓደስቲ መንእሰያት ንኤርትራ ወኪሎም ይሳተፉ፣ ቀዳማይ መድረኽ ኮሎምቢያውያን ይዕብልሉዎ 03/05/2021 12:05 ...
'ኣብ’ዚ እዋን ምሉእ ትግራይ ክኽየድ ይከኣል፡ ኣብ ገለ ቦታታት ግን ረዲኤት ንምብጻሕ ወተሃደራዊ መሰነይታ የድሊ' ዲና ሙፍቲ 03/05/2021 11:20 ...
ኢትዮጵያ: ግብጽን ሱዳንን መጥቃዕቲ ክኸፍታ ከም ዝኽእላ ካብ ምሕንሓን ሓሊፈን ወተሃደራዊ ስምምዕ ተፈራሪመን ክትብል ኣብ ባይቶ ፀጥታ ሕ/ሃ ከሲሳ። 03/05/2021 06:11 ...
“ነቶም ናብ ዓመጽ ዘዋፍሩ እናኾነንና፡ ኣብ ጎኒ ዉጹዕ ህዝቢ ደው ኢልና ነንሕድሕድና ብፍቕርን ብሰላም ንንበር።” 01/05/2021 26:27 ...
ዕለታዊ ዜና 29 ሚያዚያ 2021 SBS ትግርኛ 29/04/2021 14:53 ...
View More