Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ቢንያም ግርማይ ኣንፈቱ ናብ ጂሮ ድ'ኢታልያ ኣቕኒዑ፣ ኢትዮጵያ ናብ ዝቕጽል ዙር ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ ምሕላፍ ዕድላ ኣብቂዑ

Source: Guardian

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/01/2022)* ኢትዮጵያ ሓያሎ ሽቶታት ኣብ ዝተመዝገበሉ ግጥም ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ድሕሪ ምስታፋ ብካሜሩን 4-1 ተሳዒራ፡ ናብ ዝቕጽል ዙር ናይ ምሕላፍ ዕድላ ቅሂሙ፡* ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ምስ ጋንትኡ ኢንተርማርች-ዎንቲ-ጎቤር ማቴሪዮ ኣብ ግራንድ ቱር ቦኽሪ ውድድሩ ዝኾነ ኣብ ቅድድም ብሽግለታት ጂሮ ድ’ኢታልያ ክሳተፍ ምዃኑ ጋንትኡ ኣፍሊጣ፡* ኣብ ኤርትራ ሻሚዮናታት ውድድር ጉያ እግሪ መሮር ውሽጢ ሃገር ቅድሚ ሓደ ሰሙን ተኻይዶም ኦሎምፕካዊት ኣትሌት ራሄል ዳንኤል ብወገን ደቀንስትዮ ተዓዊታ፡* ቁጽሪ ሓደ ኮኾብ ባይታ ቴኒስ ዓለም ሰርቢያዊ ኖቫክ ጆኮቪች ሚኒስተር ኢሚግረሽን ኣውስትራልያ ደጊሙ ቪዝኡ ዝሰረዞ ምኽንያት ቤት ፍርዲ ስለዝተቐበሎ ካብ ኣውስትራልያ ተጠሪዙ፡* ዝበዝሐ ርእይቶታት ተጻወቲ ባይታ ቴኒስ ንዕኡ ከምዘይድግፍ ተፈሊጡ፡

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ቢንያም ግርማይ ኣንፈቱ ናብ ጂሮ ድ'ኢታልያ ኣቕኒዑ፣ ኢትዮጵያ ናብ ዝቕጽል ዙር ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ ምሕላፍ ዕድላ ኣብቂዑ 17/01/2022 12:04 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (19 ግንቦት 2022) 19/05/2022 56:51 ...
ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ዳግም ትፍትሾ ከም ዘላ ም/ቀ ሚንስተርን ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 19/05/2022 07:04 ...
"ወያነ ንኲናት ኣንቂዶም ኣለዉ" መንግስቲ ኤርትራ “ኩሉ ግዝኣት ትግራይ ብሰላም ወይ ብኻልእ ሓራ ከይወጸ ጠጠው ዝብል ነገር የለን።” ጌታቸው ረዳ 18/05/2022 02:42 ...
ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ) 18/05/2022 09:40 ...
ምርጫ 2022: ሰልፊ ግሪንስ 18/05/2022 07:46 ...
"ጀላል ያሲን ናብ ሓይልታት ምስመጻና ሮል ሞዴልና/ ኣብነትና'ዩ ኔሩ።" ዮሃንስ ጸጋይ 17/05/2022 21:42 ...
ቢንያም ግርማይ ካብ ዝለዓሉ ተቐዳዳምቲ ጂሮ ብምዃን ይቕጽል፣ ኢትዮጵያ ኣብ ዓዳ ክካየዱ ዝግበኦም ግጥማታ ኣብ ማላዊ ከተካይዶም'ያ 16/05/2022 12:07 ...
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 ግንቦት 2022) 16/05/2022 56:52 ...
ቀ/ሚንስተር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ቀጻሊ ቀንዲ ቆላሕታኡ ትግራይ ዘይኮነስ ቀይሕ ባሕሪ ምዃኑ ምዝራቡ ይግለጽ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/05/2022 08:51 ...
View More