Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ኢትዮጵያ ናብ ካሜሩን ተበጊሳ፣ ኣፍሪቃውያን ተጻወቲ ክሳብ ጥሪ 3 ምስ ኤውሮጳውያን ጋንታታቶም ክጸንሑ ካፍ ፈቒዱ

Source: cafonline

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (27/12/2021)* ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዉበቱ ኣባተ ዝርዝር ስም ናይ’ቶም ኣብ ግጥማት ኩ’እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ካሜሩን 2022 ንኢትዮጵያ ወኪሎም ዝሳተፉ ተጻወቲ ዘርጊሑ፡* ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ ኣብ ኤውሮጳውያን ጋንታታት ዝጻወቱ ኣፍሪቃውያን ተጻወቲ ናብ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ቅድሚ ምብጋሶም ክሳብ ጥሪ 3 ክጸንሑ ይኽእሉ’ዮም ክብል ገሊጹ፡* ንበዓል ዳንኤል ተ/ሃይማኖት ኣብ ዓለም ዝና ክረኽቡ ዝሓገዘት ኣፍሪቃዊት ዝለዓለት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ቲም ኩቤካ ኔክስት ሃሽ ኣብ 2022 ብደረጃ ዙር ዓለም ክትወዳደር ዝነበራ ዕድል ከምዝቐሃመ ብወግዒ ኣፍሊጣ፡ ክሳብ መወልቲ ትረክብ ግን ኣብ ታሕተዋይ ደረጃ ክትቀዳደም’ያ፡* ጉግል በብዓመቱ ኣብ ዝዝርግሖ ጸብጻብ ብብዝሒ ኣብ’ቲ መርበብ ሓበሬታ ዝተፈተሹ፡ ዝተሓተቱ ወይ ዝተደለዩ ኣስማት ኣብ ኣውስትራልያ ካብ’ቶም ዝለዓሉ 10 እቶም 7 ብዛዕባ ስፖርት ብምንባሮም ኣውስትራልያ ስፖርት ትፈቱ ሃገር ምዃና ዘመስክር’ዩ ተባሂሉ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኢትዮጵያ ናብ ካሜሩን ተበጊሳ፣ ኣፍሪቃውያን ተጻወቲ ክሳብ ጥሪ 3 ምስ ኤውሮጳውያን ጋንታታቶም ክጸንሑ ካፍ ፈቒዱ 27/12/2021 11:37 ...
ናይ ደቀባት ፕሮቶኮል ንምንታይ እዩ ንኹሉ ዘድሊ፡ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ 25/05/2022 09:21 ...
"መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ኣፍሪቃ ዞባውን ክፍለዞባውን ጥምረት ክህሉ ን30 ዓመታት ከይተሓለለ ሰሪሑ'ዩ።" ፕ/ኢሳያስ ኣፈወርቂ 25/05/2022 07:17 ...
ቢንያም ግርማይ ንደቂ ጋንትኡ፣ ሰራሕተኛታትን ደገፍቱን ኣመስጊኑ ኣብ ቀረባ ግዜ የራኽበና ይብል 24/05/2022 09:57 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (23 ግንቦት 2022) 23/05/2022 53:10 ...
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት መዝነት ፍሉይ ተኸታታሊ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ክናዋሕ ተሓቲቱ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 23/05/2022 05:38 ...
ካብዚ ሓድሽ ተመሪጹ ዘሎ መንግስቲ ማሕበረሰብና እንታይ'ዩ ክረብሕ፧ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ 23/05/2022 16:15 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (19 ግንቦት 2022) 19/05/2022 56:51 ...
ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ዳግም ትፍትሾ ከም ዘላ ም/ቀ ሚንስተርን ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 19/05/2022 07:04 ...
"ወያነ ንኲናት ኣንቂዶም ኣለዉ" መንግስቲ ኤርትራ “ኩሉ ግዝኣት ትግራይ ብሰላም ወይ ብኻልእ ሓራ ከይወጸ ጠጠው ዝብል ነገር የለን።” ጌታቸው ረዳ 18/05/2022 02:42 ...
View More