Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ንፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ኒኮላስ ድላሚኒ (ወዲ ጋንትኡ ንኣማኑኤል ገ/ሄር) ኢዱ ዝሰበሮ ሓላው ፓርክ ካብ ስርሑ ክእለን ክምርመርን አለዎ

Source: Twitter

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (30/12/2019) * ወዲ ጋንትኡ ንኤርትራዊ ኣማኑኤል ገ/ሄር ኣብ ጋንታ ቲኤንኤን ፕሮሳይክሊንግ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ምስ ሓደ ሓላዊ ፓርክ ድሕሪ ምብኣሱ ኢዱ ተሰይሩ፡ * ጋንታታት ቅድድም ብሽክለታ ዙር ዓለምን ዝርዝር ኣባላተን ወዲኤን ኣብ ዘቕረባሉ ሓያሎ ኤርትራውያን ኢትዮጵያውያንን ተቐዳደምቲ ዝመጽእ ወቕቲ ንሓድሕዶም ብምቅድዳም ቀልቢ ተዓዘብቲ ቅ’ብሽክለታ ክስሕቡ’ዮም፡ * ኢትዮጵያዊት ሎዛ ኣበራ ምስ ማልታዊት ጋንታ ተሰሊፋ ሽቶታት ምምዝጋብ ትቕጽሎ ኣላ፡ * ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ ወይ ካፍ ንብሉጽ ተጻዋታይ ኩ’እግሪ 2019 ዝሓጸዮም ሰለስተ ተጻወቲ ዝርዝር ኣስማት ዝሓለፈ ሰሙን ዘርጊሑ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ንፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ኒኮላስ ድላሚኒ (ወዲ ጋንትኡ ንኣማኑኤል ገ/ሄር) ኢዱ ዝሰበሮ ሓላው ፓርክ ካብ ስርሑ ክእለን ክምርመርን አለዎ 30/12/2019 11:53 ...
"ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ሜዳ ዝወረደ ብሚሽን (ተላኢኹ) እዩ፡ ዝብል እምነትዩ ዘሎኒ።" ዶ/ር መሓመድኬር ዑመር 22/02/2020 49:49 ...
ኣውስትራሊያ ቁጠባኣ ከይህሰ ካብ ብዙሕ ሃገራት ተመሃሮ ክመጽዋ ሃሰው ትብል፥ 22/02/2020 03:33 ...
ዶ/ር ዓብደላ፡ካብ ሓኪም ህስፒታል ኣብ ከረን ናብ ብዘይክሲ ን20 ዓመት ፍርዲ ማእሰርቲን ስደትን 20/02/2020 38:53 ...
“ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንናይ ግዳማዊ ምትእትታው ዘይቃወም እንተኾይኑ፣ ን ትግራይ ከም ሃገር ክፈልጣ ኣለዎ።” ዶ/ር ደብረጽዮን 20/02/2020 06:15 ...
ምድላው ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 19/02/2020 08:28 ...
“ኢሳያስ ንፍርቂ ህዝቢ ኤርትራ በቲኑ: ከመሓድር ዘይከኣለስ ንህዝቢታት ኢትዮጵያን ምብራቕ ኣብፍሪቃን ሰላም ከምጽእ ኣይክእልንዩ” ስዩም መስፍን 17/02/2020 09:25 ...
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 17/02/2020 12:10 ...
ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት፡ 17/02/2020 12:16 ...
"ድሕረ ባይታኻውን ብዘየገድስ ንዕላማኻ ትሰርሖ ስራሕ ኣብ ዓወትካ ወሳኒ እዩ" ሪም 17/02/2020 11:12 ...
View More