Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሩስያውያን ወነንቲ ዓበይቲ ጋንታታት ክእገዱ ኣብ ዝህደንሉን መጻኢ’ተን ጋንታታት ኣብ ሓደጋ ኣብ ዝወደቐሉን ደገፍተን ከመይ ይቀበልዎ፧

O oligarca russo, Roman Abramovich, alegadamente envenenado por radicais russos durante as negociações de paz entre o seu país e a Ucrânia. Source: Press Association, AAP / Adam Davy

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (14/03/2022)* ኢትዮጵያን ጋናን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየደኦ ቀዳማይ እግሪ መጻረዪ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ንዋንጫ ዓለም ደቀንስትዮ ት20 መንእሰያት ጋና ብገፊሕ 3-0 ተዓዊተን፣* ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ዝተሳተፈሉ መበል 80 ዓመታዊ ቅ/ብ ፓሪስ ኒስ 59 ተቐዳደምቲ ጥራይ ውራዮም ድሕሪ ምጥንቓቖም ዝወሓዱ ተቐዳደምቲ ኣብ ሓፈሻዊ ምድባት ዝወድእሉ ብምዃን ተዛዚሙ፣* ዓለምለኸ ሕብረት ቅድድም ብሽግለታ ሩዋንዳ ዝመደበራ ሓዳስ ብተበግሶ ኤርትራውያን ዝቖመት ኣህጉራዊት ቅድድም ብሽግለታ ክትምስረት ፈቓድ ሂቡ ከምዘጽደቓ ኣፍሊጡ፣* ሩስያውያን ወነንቲ ዓበይቲ ጋንታታት ዓለም እገዳ ክንበረሎም ንሶምን ሕሳባት ባንኮምን ንብረቶምን ኣብ ዝህደንሉን መጻኢ’ተን ጋንታታት ኣብ ሓደጋ ኣብ ዝወደቐሉን እቶም ደገፍተን እንታይ’ዩ ክስምዖም ዘለዎ፧

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ሩስያውያን ወነንቲ ዓበይቲ ጋንታታት ክእገዱ ኣብ ዝህደንሉን መጻኢ’ተን ጋንታታት ኣብ ሓደጋ ኣብ ዝወደቐሉን ደገፍተን ከመይ ይቀበልዎ፧ 14/03/2022 10:25 ...
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (27 ሰነ 2022) 27/06/2022 55:01 ...
መርሃዊ ቅዱስ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኮይኑ፣ ደቀንስትዮ መንእሰያት ሕርይቲ ጋንታ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኡጋንዳ ይሕብኣ 27/06/2022 10:29 ...
ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፡ 170 ኪ.ሜ ዶብ ኢትዮጵያ ጥሒሶም መደበር ዕደና ወርቂ ከምዝተቘጻጸሩ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) 27/06/2022 09:38 ...
ኣብ ድሮ ዋዕላ G7; ዋና ከተማ ዩክሬን ኬቭ ብሚሳይላት ትድብደብ.... 27/06/2022 04:43 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
View More