Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“እቲ ጉባኤ፡ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ብምርኣይ፡ነቲ ምስሊ ኤርትራ ክጽልም ዝጸንሐ ኩነታት ዝቐየረ እዩ።” ተሳተፍቲ ኣብ ኣስመራ ዝተቓንዐ ዋዕላ ውዳበ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካን ኮሚሽን ቁጠባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምብራቕ ኣፍሪካ።

ኣርእስታት፡ጅቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ፅሩይ ዝስተ ማይ ስሒባ ኣብ ን30 ዓመታት ረብሓ ክተውዕሎ ዝተሃንጸ ፕሮጀክት ተዛዚሙ ግን ሰኣን ሓይሊ ኤለክትሪክ ናብ ስራሕ ኣይኣተወን ተባሂሉ።ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተቓንዐ ዋዕላ ውዳበ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካን ኮሚሽን ቁጠባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምብራቕ ኣፍሪካ ንዝተጋብኣ 14 ሃገራት ተሞክሮ ከም ዘካፈለት ተሳተፍቲ ተዛሪቦም።ኣብ ኣሜሪካ ፓትርያርክ አቡነ እንጦንዮስ ክፍትሑ ዝጠልብ ሰልፊ ተኻይዱ።ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወልድያ ብዓሌታዊ ጎንፂ 2ተ ተምሃሮ ተቐቲሎም ካለኦት 8 ከም ዝቖሰሉ ተሓቢሩ።ኣብ መቐለ መጥቃዕቲ ደቂ አነስትዮ ጠጠው ክብል ዝሓትት ሰልፊ ተሳሊጡ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“እቲ ጉባኤ፡ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ብምርኣይ፡ነቲ ምስሊ ኤርትራ ክጽልም ዝጸንሐ ኩነታት ዝቐየረ እዩ።” ተሳተፍቲ ኣብ ኣስመራ ዝተቓንዐ ዋዕላ ውዳበ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካን ኮሚሽን ቁጠባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምብራቕ ኣፍሪካ። 11/11/2019 09:23 ...
ኤርትራዊ ስደተኛ ነበር ኤፍሬም ግደይ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መሮር መዳልያ ድሕሪ ምዕታሩ ሓበን ሃገሩ ኣየርላንድ ኮይኑ 09/12/2019 09:23 ...
ናይ ብሪጣንያ ቀዳማይ ሚኒስተር : መንግስቱ ኣብዝመጽእ ምርጫ እንተተዓዊቱ ቁጽሪ ስደተኛታት ከምዘጉድሎ ቃል ኣትዩ። (ካብ ዜናታት) 09/12/2019 13:21 ...
“ካብ ህወሓት ዝቐርብ ጻዊዒት ዕርቂ: ንዉጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ግምት ዘእተወ ጥራይ’ዩ ክኸውን ዘለዎ” ሰናይ ገ/መድህን 09/12/2019 14:55 ...
ኤርትራን ቐጠርን ሓይለ ቃላት ብዝዓብሎም ጋዜጣዊ መግለጺታት ምግጫወን ቀጺለን። (ካብ ጸብጻባት) 09/12/2019 08:24 ...
8 መሰነይታ ዘይብሎም ኤርትራዊያን ቆልዑ ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮፓ ተወሲዶም። ካብ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን 08/12/2019 08:55 ...
“ኦሮሞ ንምሉእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክመርሕ ከምዝኽእል፡ የማነ ገ/ኣብ ንዉድባት ኦሮሞ ኣብ 2004 ነጊርዎም’ዩ፡ ንሱዩ ዝፍጸም ዘሎ።” ሰናይ ገብረመድህን 05/12/2019 16:30 ...
'ኢንስቲትዩት መረብ' ኣብ ዝተሰምየ ሓዱሽ ትካል ትምህርቲ፣ 80 ተጋሩ 80 ኤርትራውያን ክመሃሩ ምሽብሻባት ይግበሩ ኣለዉ ተባሂሉ። (ጸብጻባት) 05/12/2019 11:17 ...
ብወለንታ ክትተሓጋገዝ እንከለኻ ተበርክት ጥራይ ዘይኮንካ ትኸስብ'ውን ኢኻ ዘለኻ 04/12/2019 07:50 ...
ኣብ ኢትዮጵያ ሚኒስተር ምክልኻል ለማ መገርሳ ምድማርን 'ውህደትን' ኣይድግፍን'የ ድሕሪ ምባሉ መራሕቲ ሰልፊ ብልጽግና ተፈራሪሞም 02/12/2019 12:34 ...
View More