ፍልሰት ሰባት ካብ ኣፍሪቃ ንምግታእን ኣብ ልዕሊ ሓደ ውልቀምልኪ ለውጢ ንምምጻእን ዓሊሙ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ’ቶም ብግዱድ ዕስክርና ዝተታሕዙ ሰባት ዝሃንጽዎም ፕሮጀክታት ሚልዮናት ዶላራት የፍስስ ኣሎ ይብል ኣብ ጋዜጣ ኒው ዮርክ ታይምስ ዝወጸ ጽሑፍ ማቲና ስቴቪስ-ግሪድነፍ። ትርጉም ምሉእ ትሕዝትኡ እነሆ፡
ኣብ ኤርትራ ሕብረት ኤውሮጳ ዝምውሎም ፕሮጀክታት ምስ ግዱድ ዕስክርና ብኸመይ ይተኣሳሰሩ?
Source: HRCE