ብረብዕ 16 ታሕሳስ፣ ኣብ ዴንማርክ፣ ከተማ ኦሩስ: ቪቢይ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ሓንቲ ኤርትራዊት ኣደ ወዲ 38 ዓመት በዓል ቤታ ብካራ ከምዝተቐተላ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ:: እቲ ቀቲሉ ዝተባህለ በዓል ቤታ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ ኣሎ:: ነዚ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣውሮጳ ብብዝሒ ዝፍጸም ዘሎ ቅትለትን ዘቤታዊ ዓመጽን ጥንቂን ፍታሑን ምስ ተጣባቒት ሰብ ኣዊ መሰላት ሰምሃር ገብረስላሴ ካብ ስዊድን ጻኒሒት ጌርና ኣለና።
“ኣብዚ ዓመት ብዙሓት ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣውሮጳ ተቐቲለን ኣለዋ።” ሰምሃር ገ/ስላሴ
Semhar Ghebreselasie Source: Supplied