Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ፍልይቲ መርማሪት ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ስርሓ ክሳብ ሰነ 2020 ንሓደ ዓመት ተናዊሑ። (ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን)

ብመጥቃዕቲ ግብረ ሽበራ ኣብ ኪስማዮ ሶማሊያ፡ 3 ኬናዊያን, 2 አመሪካዊያንን ሓደ ብሪጣኒያዊን ዝርከብዎም 26 ሰባት ተቐቲሎም።ሱዳናዊያን ነቶም ኣብ ወርሒ ሰነ ዝተቐትሉ ሰላማዊ ሰልፈኛታት ንምዝካር ዳግም ናብ ጽርግያታት ይወጹ፡ ኣብቲ ናይትማሊ ብሓይልታት ጸጥታ ብዝተፈነወ መጥቃዕቲ ሞትን መቑሰልቲን ኣጋጢሙ።ፍልይቲ መርማሪት ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ስርሓ ክሳብ ሰነ 2020 ንሓደ ዓመት ተናዊሑ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ፍልይቲ መርማሪት ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ስርሓ ክሳብ ሰነ 2020 ንሓደ ዓመት ተናዊሑ። (ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን) 15/07/2019 06:37 ...
'ንራፋኤል ናዳል ስዒርዎ ከብቅዕ ኣብ ዝቕጽል ግጥሙ ብቑጡዕ ባህርያቱን ኣመና ሸለልትነቱን ተሳዒሩ ንፈተውቲ ከይተረፈ ኣቐይሙ' 19/08/2019 12:44 ...
ኣመሪካ፡ ፍቓድ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓድሽ ሕጊ ትእውጅ። 14/08/2019 04:42 ...
“ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ ወይ ብብሄር ኣግላልነት ይወርደና ኣሎ ኢሎም ንዝጠርዑ፡ ክስምዑን ጉዳዮም ክፍታሕን ኣለዎ።” ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ 12/08/2019 56:27 ...
ኣሜሪካዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሰኪዐት ንሓይሊ ዘደንፍዕ ጥረ ነገር ተመርሚሩ ጠኒሱ ከምዘሎ ስለዘመልከተ ካብ ጸወታ ተኣጊዱ 12/08/2019 10:15 ...
ኣብ ትግራይ ዝጣየሽ መገዲ ኣየር 'ኖርዝስታር' ኣስታት 3.8 ቢልዮን ብር ከም ዝስለዐሉ ኣጣየሽቱ ተዛሪቦም፡፡ (Ethio-News) 12/08/2019 08:23 ...
“ ሳዋ፡ ኣፍራይት ግዱድ ግልያታት መንግስቲን ስደተኛታትን” ሁዪማን ራይት ዎች 10/08/2019 04:22 ...
ሱዕዲ ኣብ ዝወደበቶ ኣኼባ ምቛም ልፍንቲ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ፡ ኤርትራ ኣይተሳተፈትን፡፤ (News) 08/08/2019 07:29 ...
“ብመሰረት ኣህጉራዊ ሕጊ፡ ኤርትራ እንተፈትያ ጥራይ እያ፡ ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕራ ክትጥቀም ትኽእል።” ዶ/ር ዳኒኤል 08/08/2019 23:30 ...
ህንዲን ፓኪስታንን ብጉዳይ ካሽሚር ኣብ ወጥሪ ኣትየን። 07/08/2019 08:34 ...
View More