Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ፍሉጥ ኡጋንዳዊ ደራፋይ ቦቢ ዋይን ፕረሲደንት ንምዃን ኣንጻር ሙሴ ቬኒ ክወዳደር እዩ። (SBS Tigrinya News)

ኣርእስታት ዜና፡ኣብ ካናዳ ሓደ ኣውስትራሊያን ጓል ዓርኩን ቀቲሉ ናይዝተባህለ ሰብ መኪና ተረኺባ።ኣብ ጀርመን ሓደ ኤርትራዊ ብዓሌታዊ ጽልኢ ብዝተተኮሰሉ ጥይት ተሃሪሙ።መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ማእከላይ ባንኪ ኤርትራ ሚልዮናት ዶላር ይጽበ።ገምጋም ዋጋታት መንበሪ ገዛውቲ ከተማታት ኣውስትራሊያ ክውስኽ ጀሚሩ።ሓዲሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ኮይኑ ዝተመርጸ Boris Johnson ካቢኔኡ ክመርጽ ጀሚሩ። ሰሜን ኮርያ ብዙሕ ፈተነ ሚሳይል ከምዝገበረት ደቡብ ኮርያ ኣፍሊጣ። ውጥሪ ንምፍኳስ ኢራንን ብሪጣንያን ክልቲኤን ኣብ ሕደ እዋን ናይ ንሕድሕደን መርከብ ክለቃ ናይ ኢራን ፕረሲደንት ርእይቶ ሂቡ፡፤

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ፍሉጥ ኡጋንዳዊ ደራፋይ ቦቢ ዋይን ፕረሲደንት ንምዃን ኣንጻር ሙሴ ቬኒ ክወዳደር እዩ። (SBS Tigrinya News) 25/07/2019 13:12 ...
መስርሕ ፍትሕ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ'ዩ? 18/09/2019 08:05 ...
“ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ከምንመውት፡ 90 ዓመታት ድማ ከምንጸንሕ ሓሲብና ንንበር።” መሓረና ይከኣሎ 18/09/2019 54:20 ...
ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስጳኛ ወዲቑ ውድድሩ ኣቋሪጹ፡ ከቢድ ሓደጋ ግን ኣይወረዶን 16/09/2019 14:02 ...
ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራ (Tigrinya News) 16/09/2019 09:46 ...
ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሲዒቡ ዋጋ ነዳዲ ክንህር እዩ ተባሂሉ: ኣመሪካን ኢራንን ንውግእ ይሸባሸባ:: 16/09/2019 07:22 ...
ኣመንቲ ኦርተደክሳዊት ተዋህዶ ሃይማኖት ኣብ ጎንደር ሰልፊ ተቓውሞ ኣካይዶም (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/09/2019 05:16 ...
መንግስቲ ጥልያን ካብ ሊብያ ብባሕሪ ዝመጹ ስደተኛታት ይቕበል፡ 14/09/2019 05:23 ...
ኤርትራ ብዓፈና መዲያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና። (ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜናታት) 12/09/2019 12:04 ...
ሰናይ ምንዮት ኣባላት ማሕበረሰብ ብዛዕባ ሓዲሽ ዓመትን ቅዱስ ዮሃንስን 12/09/2019 07:36 ...
View More