ኣብ መላእ ዓለም ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ፡ ኣስታት ሽዱሽተ ሚልዮን ቶን ዝኸውን ዳካ ቡን ናብ መሬት ይጉሓፍ። ቡን ምስ ተወቕጠ፡ ሚተይን ዝበሃል ኣብ ዓለማዊ ዋዒ ዓብዪ ኣበርክቶ ዝገብር ጋዝ የፍሪ ። ኣብ ዓለም እቲ ዝለዓለ ውሉፍ ቡን ዝዀነ ህዝቢ ህዝቢ ናብዘለዋ ናብ ፊንላንድ ዝመጹ ክልተ ቬትናማውያን ስደተኛታት ፡ነዚ ጸገም መፍትሒ ረኺቦም ኣለዉ ።
ብዳካ ቡን ዝስራሕ ሳእኒ/ስኒከር ጥቕሙ ዕዙዝ ምዃኑ ተገሊጹ።
Jesse Tran with one of his sneakers made from coffee grounds Source: AP