Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ን 'ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2019' ተሓጽዮም፡ ኣትሌታት ኢትዮጵያ ንኩሉ ዝተቐረበ ዓወትን ስልማትን ማራቶን ፑን፡ ህንዲ፡ ገቢቶሞ

Source: Twitter

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (02/12/2019) * ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ን'ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2019' ተሓጽዮም፡* ኣትሌታት ኢትዮጵያ ንኩሉ ዝተቐረበ ዓወትን ስልማትን ማራቶን ፑን፡ ህንዲ፡ ገቢቶሞ* ኡጋንዳዊ ጆሹዋ ቸፕተገይ ሓድሽ ክብረወሰን ጉያ እግሪ 10 ኪሜ ኣመዝጊቡ፡ * ብሪጣንያዊ መሓመድ ፋራሕ ናብ ውድድራት 10000 ሜ ክምለስ'የ ኢሉ፡* ጋረት በይል 'ዌልስ፣ ጎልፍ፤ ሪያል ማድሪድ' ብተርታ'ዩ ዝፈትወን፡

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ን 'ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2019' ተሓጽዮም፡ ኣትሌታት ኢትዮጵያ ንኩሉ ዝተቐረበ ዓወትን ስልማትን ማራቶን ፑን፡ ህንዲ፡ ገቢቶሞ 02/12/2019 10:34 ...
ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ብምጥሓላ ብውሕዱ 41 ሰባት ሞይቶም ። (ካብ ኣርእስታት ዜና) 25/02/2021 13:42 ...
ዓለም ሎሚ ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ዊዒላ፧ 25/02/2021 07:33 ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ትግራይ ዝምልከት ኣብ ዓለም ዝቃላሕ ዘሎ ሓበሬታት ኣማሪሩ። (ካብ ጸብጻባት) 25/02/2021 05:25 ...
ኣብ ገማግም ባሕሪን ርሑቕ ከባቢታት ንምንባር ምስትውስኑ ዝሕግዙ ሓበሬታት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 24/02/2021 09:15 ...
"ኣብ ትግራይ ክሳብ 3000 ደቂ ኣንስትዮ እየን ተደፊረን" መም ኣስቴር ፍትዊ 24/02/2021 12:22 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 22 ለካቲት 2021 22/02/2021 14:40 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ክታበት ኮቪድ-19 ጀሚሩ። 22/02/2021 06:50 ...
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ታሪኽ ጋንታ ሪያል ሶሰይዳድ ኣብ ሓደ ግጥም ሰለስተ ሽቶታት ዘመዝገበ ዝነኣሰ ተጻዋታይ ኮይኑ 22/02/2021 11:07 ...
"ኣድሓኖም ኣብ ኩሉ ቦታ ከም ኩሉ ክኸውን ዝኽእል ሰብ'ዩ ኔሩ።" ስነጥበባዊ ሃይለሚካኤል ሊንጎ 22/02/2021 14:31 ...
View More