Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራ (Tigrinya News)

ኣርእስታት ዜና፡ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራብቐዳም ኣብ ናይ ሱዕዲ መሳለጥያታት ነዳዲ ብድሮናት ዝወረደ መጥቃዕቲ ክሳብ 19 ነቑታታት ከምዝኾነ ናይ ሳተላይት ምስልታት ኣረጋጊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሶን ኣብዚ ሰሙን ኣብ White House ዝግበር ሃገራዊ ድራር ንምስታፍ ናብ ኣመሪካ ክጎዓዝ እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ቆልዑ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይእሰሩ እዮም ዝብል ክሲታት ምስቀረበ ናይ ዉሕሃ ንኡስ ኮሚተ ክዕዘብ ናብ ኣውስትራሊያ ክመጽእ እዩ።ጥልያን ነታ Ocean Viking ዝስማ መርከብ ነቶም ኣብ ኣ ዝርከቡ ካብ ምጥሓል ዝደሃኑ ስደተኛታት ሒዛ ናብ ላምፓዱሳ ክኣትዉ ኣፍቂዳ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራ (Tigrinya News) 16/09/2019 09:46 ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይን ፕሬዝዳንት አብደል ፋታሕ አል ሲሲ ክራኸቡ እዮም:: (ካብ ዜናታት) 14/10/2019 06:22 ...
ኣብ ኡጋንዳ ደሃዮም ጠፊኡ ዝነበረ መንእሰያት ኣባላት ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ስቕታኦም ሰቢሮም 14/10/2019 14:50 ...
“ንሕና በጃ ህዝቢ እምበር ወኪል ህዝቢ ኤርትራ ክንከውን ኣይንደልን ኢና።” ካብ ማ/ሰብ ኤርትራዊያን ኲንስላንድ 14/10/2019 24:42 ...
ጃፓን ብሓያል ህቦቡላዊ ዝናብ ትውቃዕ 14/10/2019 04:49 ...
ሰብ ሃብቲ ትግራይ፡ ባንኪ ትግራይ ከምስርቱ መዲቦም። (ጸብጻብ) 14/10/2019 09:04 ...
“እዚ ንዶ/ር ኣብይ ተዋሂቡ ዘሎ ሽልማት፤ ንመጻኢ ንኽሰርሕ ከም መተባብዒ ጥራይ’ዩ ክውሰድ ዝኽእል” ዘተ ምስ ዶ/ር መብራህቱ፡ ኡስታዝ ሑሴንን ዶ/ር ኣማኒኤልን። 12/10/2019 51:17 ...
ስልማት ሰላም ኖቤል ክዕወቱ ዝኽእሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ወይ ግሬታ ቱንበርግ እዮም፡ 10/10/2019 10:26 ...
ኤሪሳት ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብብዝሒ ስለዝስማዕ ብዙሕ ርእይቶታት ይመጸና'ዩ፡ 10/10/2019 23:07 ...
ሓይልታት ቱርኪ ናብ ዶብ ሶርያ ኣቕኒዖም፡ 09/10/2019 03:11 ...
View More