ሎሚ ጉግል ንትግርኛ ወሲኹ ናይ 24 ቋንቋታት ክትርጎም ከፊቱ ኣሎ። እዚ ስራሕ ክሰልጥ ምስካልኦት ኮይኑ ክነጥፍ ዝጸንሐ ኢንጂኔር ክፍላይ ተወልደብርሃን፡ ብዛዕባ ኣገዳስነትን ኣጠቓቕማን እዚ ዓወት ኣብሪሁልና ኣሎ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
"ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ጉግል ምእታዉ፡ ካብን ናብን ብዙሕ ቋንቋታት ምትርጓም ሓሊፉ ብዙሕ ረብሓ ኣለዎ" ኢንጂኔር ክፍላይ ተወልደብርሃን
Source: Supplied