ጾም ኣብ ብዙሓት ሃይማኖታትን ፍልስፍናታትን ኣብ ዓለም ዝፍጸም ተግባር'ዩ። እዚ ትሕዝቶ ሃይማኖታዊ ጾም ንኣካላዊ ጥዕናና ብኸመይ ይጸልዎን እንታይ ጥቕሚ ይህልዎን ክንምልከት ኢና። (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ)
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ጥዕናዊ መኽሰባት ጾማት ዝተፈላለዩ ሃይማኖታት ዓለም
ጾመ ረመዳን እናተፈትሐ እንከሎ Source: GettyImages Credit JasminMerdan.jpg