Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ህንዲን ፓኪስታንን ብጉዳይ ካሽሚር ኣብ ወጥሪ ኣትየን።

NEW DELHI, INDIA - AUGUST 5: Members of various Left parties and their supporters protest against the scrapping of Article 370 of the Constitution

ብሰንኪ ኣሰሓሓቢ ዞባ ካሽሚር ኣብ መንጎ ህንዲን ፓኪስታንን ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ክዝሕል ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ።ኣብ ዝሓለፉ ሰብዓ ዓመታት ካብዝተገብሩ ዝዓበየ ስጉምቲ ተባሂሉ ዝግለጽ ዘሎ ህንዲ፡ ብዛዕባቲ ንሳ ትቆጻጸሮ ናይ ካሽሚር ፍሉይ ርእሰ ምምሕዳር ዞባ ዝምልከት ዓንቀጽ ኣፍሪሳቶ ኣላ።እዚ ዝስዕብ ትንታነ ዜና ከምዘብርሆ፡ ህንዲ ነዚ ስጉምቲ ክትወስድ ዝገበራ ነቲ ዝበዝሑ እስላም ዝርከብዎ ግዝኣት ምስዝተረፈ ግዝኣት ህንዲ ንምጽምባር እዩ። ከምሳዕቤን ናይዚ ስጉምቲ ናይ ሓጎስ ፈንጠዚያን በቲ ካልእ ድማ ሕርቃን ሰልፈኛታትን ፈጢሩ ኣሎ። In a move described as the most wide-reaching in seven decades, India has scrapped Indian-controlled Kashmir's special constitutional autonomy. As....reports, it's a bid to integrate the Muslim-majority state with the rest of the country - that's been met with emotional celebration and angry protest.

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ህንዲን ፓኪስታንን ብጉዳይ ካሽሚር ኣብ ወጥሪ ኣትየን። 07/08/2019 08:34 ...
መንግስቲ ጥልያን ካብ ሊብያ ብባሕሪ ዝመጹ ስደተኛታት ይቕበል፡ 14/09/2019 05:23 ...
ኤርትራ ብዓፈና መዲያ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይና። (ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜናታት) 12/09/2019 12:04 ...
ሰናይ ምንዮት ኣባላት ማሕበረሰብ ብዛዕባ ሓዲሽ ዓመትን ቅዱስ ዮሃንስን 12/09/2019 07:36 ...
ሓበጀረዋይ ሓድጊ ሙጋቤ 09/09/2019 05:46 ...
ካብቲ ዕልቕልቕ ዝበዝሖ መአከቢ ስደተኛታት ሊብያ: ሳልሳይ ሃገራት ብብዝሒ ከጣይሳ መጸዋዕታ ቐሪቡ። 09/09/2019 08:29 ...
መሬት ኤርትራ ዘይተኣደነ ናይ ነዳዲን ጋዝን ሃብቲ ተከኸዚንዎ ከምዘሎ ተገሊጹ። (Tigrinya News) 09/09/2019 08:41 ...
ቪድዮ ቅድድም ብሽክለታ ላ ቩወልታ ጀርዲን ማሪዋና የፈድሕ፤ ምሕላፍ ኢትዮጵያን ሽቶታት ኣሌክሳንደር ንሽወደንን 09/09/2019 10:40 ...
በዓል ዓሹራ ኣብ ትግራይ መስጊድ ኣልነጃሹ፣ ካብ ኤርትራ፣ ሱዳንን ጁቡትን ብዝመፁ ኣመንቲ እስልምና ይኽበር ኣሎ፡፡ (ጸብጻብ) 09/09/2019 04:57 ...
ኤርትራዊያን ስደተኛታት፡ ናይ ኣውስትራሊያ ቪዛ ብኸመይ ይርኽቡ? መብርሂ ካብ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ 05/09/2019 21:33 ...
View More