Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ህወሓት ንዝተጀመረ ዝምድና ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ክድንፍዕ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ዝከኣሎ ከምዝሰርሕ ገሊጹ::

ጸብጻብሩስያን ርክብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ምሕያል፣ ዝምድና ኣፍሪካ ምስ ካለኦት ከባቢታት ዓለም ምብራኽ ኣብ ጎኒ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብዪ ኣሕመድ ከም ትስለፍ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ገሊጾም።ኣማኻሪ ፕረሲደንት ኣይተ የማነ ገብረኣብ መልእኽቲ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን ኣብጺሖም።ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሴ ክትከሉ ዝተሓስቡ 16 መፈልፈልቲ ጸዓት ኤሌክትሪክ ተርባይናት ናብ 13 ነኪያቶም።ኣብ ዓፋር ብመጥቃዕቲ ዕጡቓት ህጻናት፣ ደቂ ኣነስትዮን ኣረጋውያንን ዝርከብዎም 17 ሰባት ምቕታሎም፣ ካልኦት 37 ሰባት ምቑሳሎም ስዒቡ ዓበይቲ ጎደናታት ብምዕጻው ናይ ቁጠዐ ሰልፊ ተኻይዱ።ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብሰሪ ብዝሒ ዝናብ ዝተኸስተ ምግማዕ መሬት 22 ሰባት ሞይቶም።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ህወሓት ንዝተጀመረ ዝምድና ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ክድንፍዕ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ዝከኣሎ ከምዝሰርሕ ገሊጹ:: 17/10/2019 07:46 ...
ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ግጥም ኣርሴናል ለስተር ሲቲ ተዓዚቦም ናብ መደቀሲኦም እናተመልሱ ድሕሪ ዝተፈጥረ ዕግርግር ብውሑዱ ክልተ መይቶም፡ 11/11/2019 13:35 ...
“ኢትዮጵያ ንምንታይ ሓጽቢ ህዳሰ ክትሃንጽ ኣድለያ? ካልእ ምንጪ ጸዓት ዘይትደሊ?”ፕሬዚደንት ዶናልድ ትራምፕ 11/11/2019 08:28 ...
ብርቱዕ ባርዕ ጫካ፡ ንኽልተ ክፍላተ ግዝኣት ኣውስትራሊያ ይሕምሰን 11/11/2019 06:23 ...
“እቲ ጉባኤ፡ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ብምርኣይ፡ነቲ ምስሊ ኤርትራ ክጽልም ዝጸንሐ ኩነታት ዝቐየረ እዩ።” ተሳተፍቲ ኣብ ኣስመራ ዝተቓንዐ ዋዕላ ውዳበ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካን ኮሚሽን ቁጠባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምብራቕ ኣፍሪካ። 11/11/2019 09:23 ...
“ሎሚ ዝበዝሐ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ኣብ ጎኒ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ተሰሊፉ ዘሎ።” ኣወሃሃድቲ ሰላማዊ ሰልፊ 09/11/2019 13:39 ...
ናይ ኲናት መሳርሒ ስናይፐር (ቅጭ ሕርሙ)ን ተመሳሰልቲ ነገራትን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ተታሒዙ።(ካብ ኣርእስታት ዜና) 07/11/2019 10:49 ...
ኣገልግሎት ሕጊ ነቶም ትሑት ደሞዝ ዝረኽቡ ስደተኛታት 07/11/2019 05:03 ...
“ጠንቂ ምንጻል ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ፡ ዓንቀጽ ሰለስተ ናይ ዉጫለ ውዕል እዩ።” ኣብ መመረቕታ መጽሓፍ “የኢትዮ-ኤርትራ ስንክሳር” 07/11/2019 09:16 ...
ዕላል ምስ ጸሓፊ ክፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን) 06/11/2019 31:54 ...
View More