Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሓዲሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያን ብድሆታቱን

Newly elected Conservative party leader Boris Johnson poses outside the Conservative Leadership Headquarters on July 23, 2019 in London.

መራሒ ሰልፊ ዓቃባዊን ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተርን ብሪጣንያ ቦሪስ ጆንሰን ኮይኑ።እቲ ናይ ቀደም ከንቲባ ሎንዶን ምስ መቐናቕንቱ ጀርሚ ሃንት ተወዳዲሩ ብዝረኸቦ ብዙሕ ድምጺ ረኺቡ እዩ ተዓዊቱ ዘሎ።ቦሪስ ጆንሰን ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ምምራጹ ሲዒቡ ካብ መራሕቲ ዓለም ናይ እንቋዕ ኣሐጎሰካ መልእኽቲ ክስደድ ዊዒሉ አሎ። እንተኾነ ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ መጻኢ ከቢድ ብድሆታት ከምዝህሉ ኣጠንቂቑ።ሚስተር ጆንሰን ብዛዕባ ብሪጣንያ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ ትወጻሉ እቲ ናይ መወዳእታ ስጉምቲ Brexit ንምፍታሕ ጥራይ ኣይኮነን ዕዮ ዝጽበዮ ዘሎ ምስ ኢራን ዘሎ ጸገምውን ኣብ ቅድሚኡ ተገቲሩ ኣሎ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ሓዲሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያን ብድሆታቱን 24/07/2019 08:23 ...
ኣብ ግብጺ ተለዓዒሉ ብዘሎ ህዝባዊ ተቓዉሞ ብዙሓት ሰልፈኛታት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። (ካብ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃ) 22/09/2019 08:19 ...
"ኣውስትራሊያ ናብ ከዋኽብቲ ክትበጽሕ እያ" ቀ.ሚ. ሞሪሰን 22/09/2019 06:10 ...
ዕላል መጽሓፍ ምስ ደራሲ እዮብ ብእምነት (ሚሊዮን በረኸት) 20/09/2019 47:23 ...
ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዘለዉ ናይ ፖለቲካ እሱራት ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፍትሑ ጸዊዒት ቀሪቡ። 19/09/2019 08:06 ...
ግብጺ፡ ዓቢ ሓጽቢ ህዳሰ ኣብ 7 ዓመታት ማይ ንክመልእ ዘቕረበቶ እማመ ኢትዮጵያ ኣይተቐበለቶን::( Tigrinya news) 19/09/2019 11:28 ...
“እቲ ንሕና ንፈልጦ፡ ህዝቢ እንተዝፈልጦ፡ ኩሉ ኣብ ጎንና ኮይኑ ምደገፈና” ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) 19/09/2019 32:57 ...
መስርሕ ፍትሕ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ'ዩ? 18/09/2019 08:05 ...
“ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ከምንመውት፡ 90 ዓመታት ድማ ከምንጸንሕ ሓሲብና ንንበር።” መሓረና ይከኣሎ 18/09/2019 54:20 ...
ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኢስጳኛ ወዲቑ ውድድሩ ኣቋሪጹ፡ ከቢድ ሓደጋ ግን ኣይወረዶን 16/09/2019 14:02 ...
View More