Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

"መምሃራን ሱር'ዮም፣ ካልእ ግን ጨንፈር'ዩ፡ ጫፍ እንተተቖርጸ ንእሽቶ ጉድኣት'ዩ፡ ሱር እንተሞሐ ግን ፍጹም ጥፍኣት'ዩ፡" ንኤርትራ ዝገልጽ ኣበሃህላ

መቐጸልታ ዘተ ምስ ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤልን መጋቢ ዑቕባስላሰ ሃይለን* ብእምነት ደረጃ ንመራሒ ምቅዋም ወይ ፍትሒ ይንገስ ምባል ነውሪ ወይ ጌጋ ስለዝኾነ ድዩ ቤተ ክርስትያን እዚ ኩሉ በደል እናተፈጸመ ሱቕ ኢላ ዝጸንሐት፧ * ንኣቡነ ኣንጦንዮስ መናፍቓን ኢልካ ምኹናን ኪንዮ ፖለቲካ ዝኸደ ናብ'ቲ ሰረተ እምነት ኣይኣተወን ዶ፧* ፋሕ ፋሕ ዝበሉ ጥርናፈታት ወንጌላውያን ቤተክርስትያናት ማህሰይቲ ኣይህልዎን ዶ፧ ብፍላይ ከኣ ኣብ ወጻኢ፧* መንግስታዊ ምትእትታው ኣብ ወንጌላውያን ቤተክርስትያናት ኣሎ ድዩ፧ ክሳብ ክንደይ እዩ፧

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
"መምሃራን ሱር'ዮም፣ ካልእ ግን ጨንፈር'ዩ፡ ጫፍ እንተተቖርጸ ንእሽቶ ጉድኣት'ዩ፡ ሱር እንተሞሐ ግን ፍጹም ጥፍኣት'ዩ፡" ንኤርትራ ዝገልጽ ኣበሃህላ 20/11/2019 17:11 ...
"ደረጃ ንቕሓት መንእሰያትና ክብ ንምባልየ ብዓቕመይ ፕሮጀክት ኣበጋጊሰ ዘለኹ" መሓመድ እስማዒል 25/01/2020 11:05 ...
ህይወት ንምድሓን ኣብ ምጥፋእ ሓዊ ህይወቶም ዘጥፍኡ ኣብረርቲ ይዝከሩ 25/01/2020 04:56 ...
ናይ ህወሓት ኣመራርሓን ኣባላትን ብምኳኖም ካብ ፌደራልን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ካብ ሓላፍነት ብምብራሮም ህወሓት መግለጺ ኣውጺኡ። (ካብ ዕለታዊ ዜና) 23/01/2020 10:07 ...
ሚ/ር ንግድን ኢንዱስትሪን ኢትዮጵያ ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር ካብ መዝነተን ተኣልየን። (ካብ ጸብጻባት) 23/01/2020 05:00 ...
ዘተ ኤርትራዊያን ብዛዕባ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ተራ ህውሓት ን ርክብ ህዝቢታትን 22/01/2020 33:38 ...
ኣሚና ሓይደር : “ናተይ ኣውስትራልያይ” 22/01/2020 08:41 ...
ኣብ ሊብያ ዝግበር ናይ ወጻኢ ምትእትታው ከብቅዕን ማዕቀብ ኣጽዋር ክጸንዕን መራሕቲ ዓለም ተሰማሚዖም።(ካብ ኣር እስታት ዕለታዊ ዜና) 20/01/2020 11:04 ...
ቆማታት ደቡብ ሱዳናውያንን ኬንያውያንን ኣብ ዝዓብለልሉ ግጥማት ኩዕሶ ሰኪዐት፡ ኤርትራ ብዘይውጽኢት ተመሊሳ 20/01/2020 12:56 ...
ናይዚ ቕነ ኣዛረብቲ ዛዕባታት ኣብ ማሕበራዊ መዲያ ምስ መርሃዊ ወ/ሚካኤል 20/01/2020 12:46 ...
View More