Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ትግራይ ሃገር ክትከውን ብቅሉዕ ዝጠለባ ክልተ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ትግራይ ናህሪ ቃልሲ ንምቅልጣፍ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲተን

Source: Getty

ሓጸርቲ ጸብጻባት ዜና * ትግራይ ሃገር ክትከውን ብቅሉዕ ዝጠለባ ክልተ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ትግራይ፤ ናህሪ ቃልሲ ንምቅልጣፍ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲተን፡ * ሰራዊት ኤርትራ ናብ ክልል ኦሮምያ መሊሶም ከምዝኣተዉ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ፡ * ፕሮግራም መግቢ ዓለም ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝቕጽል ደብዳብ ምክፍፋል ረዲኤት ከቋርጾ ከምዝግደድ ኣጠንቂቑ፡ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ዝነበሩ ትካላት ረድኤት ድሮ ስራሕቶም ከምዘቋረጹ ገሊጾም ኣለዉ፡* ኢትዮጵያ ካብ ናይ ኣሜሪካ ዕድል ንግዲ ናጻ ቀረጽን ኮታን ካብ ትእገድ ፍርቂ ወርሒ ከይመልኣ ን64% ውጽኢታት ቆርበት መሸጢ ዕዳጋ ከምዝሰኣነትሎም ገሊጻ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ትግራይ ሃገር ክትከውን ብቅሉዕ ዝጠለባ ክልተ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ትግራይ ናህሪ ቃልሲ ንምቅልጣፍ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲተን 17/01/2022 07:43 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (19 ግንቦት 2022) 19/05/2022 56:51 ...
ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ዳግም ትፍትሾ ከም ዘላ ም/ቀ ሚንስተርን ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 19/05/2022 07:04 ...
"ወያነ ንኲናት ኣንቂዶም ኣለዉ" መንግስቲ ኤርትራ “ኩሉ ግዝኣት ትግራይ ብሰላም ወይ ብኻልእ ሓራ ከይወጸ ጠጠው ዝብል ነገር የለን።” ጌታቸው ረዳ 18/05/2022 02:42 ...
ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ) 18/05/2022 09:40 ...
ምርጫ 2022: ሰልፊ ግሪንስ 18/05/2022 07:46 ...
"ጀላል ያሲን ናብ ሓይልታት ምስመጻና ሮል ሞዴልና/ ኣብነትና'ዩ ኔሩ።" ዮሃንስ ጸጋይ 17/05/2022 21:42 ...
ቢንያም ግርማይ ካብ ዝለዓሉ ተቐዳዳምቲ ጂሮ ብምዃን ይቕጽል፣ ኢትዮጵያ ኣብ ዓዳ ክካየዱ ዝግበኦም ግጥማታ ኣብ ማላዊ ከተካይዶም'ያ 16/05/2022 12:07 ...
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (16 ግንቦት 2022) 16/05/2022 56:52 ...
ቀ/ሚንስተር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ቀጻሊ ቀንዲ ቆላሕታኡ ትግራይ ዘይኮነስ ቀይሕ ባሕሪ ምዃኑ ምዝራቡ ይግለጽ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/05/2022 08:51 ...
View More