Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ህወሓት ምስ ፓርቲ ብልጽግና ንዘይምጽምባር ብጉባኤ ወሲኑ።

Source: TPLF

ህወሓት እቲ ምስ ኤርትራ ዝተመሰሰ ዝምድና ክምዕብል ህዝቢ ኤርትራ ከተባብዕ ፀዊዑ: ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢድ ዘእትዉ ግዳማውያን ሓይልታት ኢዶም ክስሕቡ ኣጠንቂቑ መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪካን ቆላሕታ ክህቡዎም ሓቲቱ ኣሎ። ፓርቲ ብልጽግና ኢትዮጵያ ኣብ 2030 መርኣያ ብልጽግና ኣፍሪካ ክትከውን ትልሚ ከም ዝሓንጸጸ ኣፍሊጡ።ኤርትራ ብ17 ሚልዮን ናቕፋ መሰረተ ልምዓት ከም ዝሃነጸት ገሊጻ።ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ሓድሽ ኣዋጅ ጸረ ራዕዲ ኣጽዲቑ። ኤርትራውያን ነበርቲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ምድንፋዕ ትምህርቲ ኤርትራ ክሕግዙ ይሰርሑ።ሚንስትሪ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ኢትዮጵያ ኣብ ናዕቢ ዩኒቨርሲታት ተሳተፍቲ ነይሮም ዝበሎም ልዕሊ 440 ተምሃሮ ስጉምቲ ይወስድ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ህወሓት ምስ ፓርቲ ብልጽግና ንዘይምጽምባር ብጉባኤ ወሲኑ። 06/01/2020 06:27 ...
ምድላው ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 19/02/2020 08:28 ...
“ኢሳያስ ንፍርቂ ህዝቢ ኤርትራ በቲኑ: ከመሓድር ዘይከኣለስ ንህዝቢታት ኢትዮጵያን ምብራቕ ኣብፍሪቃን ሰላም ከምጽእ ኣይክእልንዩ” ስዩም መስፍን 17/02/2020 09:25 ...
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 17/02/2020 12:10 ...
ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት፡ 17/02/2020 12:16 ...
"ድሕረ ባይታኻውን ብዘየገድስ ንዕላማኻ ትሰርሖ ስራሕ ኣብ ዓወትካ ወሳኒ እዩ" ሪም 17/02/2020 11:12 ...
ጉዳይ ደቂኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ዓለምለኻዊ ጉባኤ ኣካታዒ ኣርእስቲ ኮይኑ። (ጸብጻብ) 17/02/2020 05:01 ...
“ንደቅና ክንብል ንስራሕ ኢልና ንጓየዮ ክንቅንሶ እዩ ዝግባእ” ኢን/ዳኒኤል ተስፋይ 15/02/2020 26:00 ...
“ሊብያ ናይ ስደተኛታት ዉሕስነትን መሰልን ዘኽብር ግሉጽ መደብ ክሳብ ተውጽእ መንግስቲ ጥልያን ደገፍ ደው የብሎ” ሁዩማን ሪይትስ ዎች 13/02/2020 10:26 ...
"ሓድሕድ ምቅብባል እንተሊዩ እዩ ብዙሕነት ባህሊታትን ብሄራትን ሃይማኖታትን ጠቓሚ ዝኸውን" ወ/ሮ ከውሰር ዓ/ራሕማን 13/02/2020 23:26 ...
View More