Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀ.ሚ.ነበር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ም/ ቀ. ሚ. ደመቀ መኮነንን ሚ. ወጻኢ ኢትዮጵያ ገዱ ኣንዳርጋቸውን መከላኸልቲ ምስክርነት ሎሚ ሰኑይ ክህቡ ብአቶ በረከት ስምዖን ተረቑሖም።

Source: Ethiopian Government

ኣርእስታት፡ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ፕረዚደንት ሶማልያ መሓመድ ዓብዱላሂ ስሉሳዊ ስምምዕ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልያን ክድንፍዕ ተሰማሚዖም።ሓካይም ቻይና ንኣዒንቲ ልዕሊ 1200 ኤርትራውያን ሓኪሞም።ቀዳማይ ሚንስትር ነበር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚንስትር ደመቀ መኮነንን ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ኢትዮጵያ ገዱ ኣንዳርጋቸውን መከላኸልቲ ምስክርነት ሎሚ ሰኑይ ክህቡ ብአቶ በረከት ስምዖን ተጸሪሖም።ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ገዱ ኣንዳርጋቸው ግን ኣብ ኣሜሪካ እዮም ዘለዉ።ካብ ዩኒቨርሲቲ ዝተጨወዩ ተምሃሮ መንግስቲ ኢትዮጵያን ወለዲ እቶም ግዳያትን የዋጥጥ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ቀ.ሚ.ነበር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ም/ ቀ. ሚ. ደመቀ መኮነንን ሚ. ወጻኢ ኢትዮጵያ ገዱ ኣንዳርጋቸውን መከላኸልቲ ምስክርነት ሎሚ ሰኑይ ክህቡ ብአቶ በረከት ስምዖን ተረቑሖም። 13/01/2020 05:19 ...
ኣብ ከተማ ኣምቦ ኣብ ልዕሊ ናይ ደገፍ ሰላማዊ ሰልፊ ዝገብሩ ዝነበሩ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ። (ካብ ዜናታት) 24/02/2020 07:53 ...
ጭንቀት ናይቶም ኣብ ሕምብርቲ ለብዳ ቫይረስ ዝኾነት ክ/ሃገር ሁበይ ዝርከቡ ዜጋታትን ጥርዓንን 24/02/2020 03:55 ...
ኣብዚ ቕነ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት 24/02/2020 10:19 ...
“ዉዒሉ ሓዲሩ ደጀን ኤርትራዊያን ተጋሩ፡ ደጀን ተጋሩ ድማ ኤርትራዊያ እዮም።” ስየ ኣብርሃ 24/02/2020 06:14 ...
"ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ሜዳ ዝወረደ ብሚሽን (ተላኢኹ) እዩ፡ ዝብል እምነትዩ ዘሎኒ።" ዶ/ር መሓመድኬር ዑመር 22/02/2020 49:49 ...
ኣውስትራሊያ ቁጠባኣ ከይህሰ ካብ ብዙሕ ሃገራት ተመሃሮ ክመጽዋ ሃሰው ትብል፥ 22/02/2020 03:33 ...
ዶ/ር ዓብደላ፡ካብ ሓኪም ህስፒታል ኣብ ከረን ናብ ብዘይክሲ ን20 ዓመት ፍርዲ ማእሰርቲን ስደትን 20/02/2020 38:53 ...
“ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንናይ ግዳማዊ ምትእትታው ዘይቃወም እንተኾይኑ፣ ን ትግራይ ከም ሃገር ክፈልጣ ኣለዎ።” ዶ/ር ደብረጽዮን 20/02/2020 06:15 ...
ምድላው ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 19/02/2020 08:28 ...
View More