Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

'ሰራዊት ትግራይ መጥቃዕቲ እንተቋሪጹ ሰብኣዊ ሓገዛት ክሓልፍ ክንፈቅድ ቅሩባት ኢና' - ምምሕዳር ክልል ዓፋር

Source: Getty

ሓጸርቲ ጸብጻባት ዜና፡* ኤርትራን ው. ሕ. ሃ.ን ንሓሙሽተ ዓመታት ዝቕጽል ስምምዕ ዘላቒ ልምዓት ተፈራሪሞም፡ * ኲናት ትግራይ ክመርሑ ዝጸንሑ ክልተ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝርከብዎም 27 ሰብ መዚ ኣምባሳደራት’ታ ሃገር ኮይኖም፡ * መንግስቲ ክልል ዓፋር ረድኤት ናብ ትግራይ ክፈቅድ ቅሩብ ከምዝኾነ ብምግላጽ ሰራዊት ትግራይ መጥቃዕቲ ከቋርጾ ጸዊዑ፡ * ግብጺ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝግበር ዝርርብ ኣብ ቀረባ እዋን ክጅምር ሓቲታ፡ * ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ 10.2 ቢልዮን ብር ዝግመት ኢንቨስትመንት ክትውፍር ከም ዝመደበት ገሊጻ፡ * ኣብ ኢትዮጵያ መጠን ዝፈሪ ዝነበረ ምህርቲ ሽኮር ብፍርቂ ከም ዝነከየ ተገሊጹ፡ ዝቕባበ ዋጋ መግቢ ናይ’ታ ሃገር ድማ ብ41.6% ከም ዝወሰኸ ተሓቢሩ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
'ሰራዊት ትግራይ መጥቃዕቲ እንተቋሪጹ ሰብኣዊ ሓገዛት ክሓልፍ ክንፈቅድ ቅሩባት ኢና' - ምምሕዳር ክልል ዓፋር 27/01/2022 07:29 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
"ስዉእ ዶ/ር ኣረጋይ ሃብተ ኣብቲ'ቶም ዝተቐሉ ወልዳይ ግደይን ኪዳነ ክፍሉን ዝተቐብርሉ'ዩ ተቐቢሩ።" ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ተጋ/መስፍን መንግስቱ 21/06/2022 13:25 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (20 ሰነ 2022) 20/06/2022 55:47 ...
ኣብ ኤርትራ ንሰማእታት ጸሎተ ፍትሓትን ደርስን ዱዓን ከም ዝተኻደሎም ተገሊጹ። 20/06/2022 07:26 ...
ኪልያን ምባፐ ብሰንኪ መጠኑ ዝሓለፎ ነቐፌታታትን ዘለፋታትን ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ክሰናበት ሓሲቡ፣ ሙሉ ክንፈ ዓወት ኣመዝጊቡ 20/06/2022 10:36 ...
View More