Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኤርትራን ቐጠርን ሓይለ ቃላት ብዝዓብሎም ጋዜጣዊ መግለጺታት ምግጫወን ቀጺለን። (ካብ ጸብጻባት)

ኣብ መዓልቲ ብሔር፣ ብሔረ ሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ መደረ ዘስምዑ ቀዳማይ ሚንስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ እቲ ኣብ ስራሕ ዝፀንሐ ፌዴራሊዝም ብግብሪ ክረአ እንከሎ ናይ ኢድ ኣዙር ኣሃዳዊ ስርዓት ነይሩ ኢሎም።ኤርትራ ኣብ ናይ ቀዳሞት ሰለስተ ዓመታት ስትራተጂ ጽላት ጥዕና ኣብ ምንካይ ሞት ኣዴታትን ህጻናትን፣ መልከፍቲ ቲቢን ኤችኣይቪ ኤይድስን ዝነኣድ ዕማም ኣሳሊጣ ተባሂሉ።10 ተቓወምቲ ውድባት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ነቲ ኢህወዴግ ይትረፈኒ ኢሉ ናብ ውህደት ዝኣተወ ኣብ ብሔር ዝተደረኸ ኣወዳድባ ደጊፈን ብሓንሳብ ክሰርሓ ስምምዕ ፈጺመን።ማስተር ፕላን ኣዲስ ኣበባ ዳግም መበገሲ ውጥጥ ኮይኑ ተላዒሉ።ኤርትራን ኳታርን ሓይለ ቃላት ዝዓብሎም ጋዜጣዊ መግለጺታት ይለዋወጣ ኣለዋ።ግብጺ ንኢትዮጵያ ነቲ ብባዕዳዊ መግዛእቲ ዝተኸተመ ስምምዕ ክትቅበሎ ፀቕጢ ተሕድር ከም ዘላ ሰብ መዚ መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጾም።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኤርትራን ቐጠርን ሓይለ ቃላት ብዝዓብሎም ጋዜጣዊ መግለጺታት ምግጫወን ቀጺለን። (ካብ ጸብጻባት) 09/12/2019 08:24 ...
ኣብ ቃልሲ ምጥፋእ ባርዕ፤ ብወለንታ ምስታፍ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ Settlement Guide) 29/01/2020 06:42 ...
“ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ኣርባዕተ/ሓሙሽተ ነፍሶም ከጥፍኡ ከለዉ ሕብረተሰብ ኤርትራ በብቕሩብ እናለመሰ ይኸይድ ከምዘሎ’ዩ ዝርኣየኒ።” 29/01/2020 41:14 ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ትማሊ ኣማስያኡ ኣስመራ ኣትዩ። (ካብ ዕለታዊ ዜና) 27/01/2020 11:47 ...
ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ጎብለላት ናይ ነጥቢ፡ መንእሰያትን ዓቐብን ብምዃን ናይ ጋቦን ቅንያቶም ዛዚሞም፡ 27/01/2020 13:31 ...
ኣብዝቕነ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት፡ ዘሕዝን ፍጻመ ሞት ኣቤል ገ/እግዚኣብሄር 27/01/2020 12:43 ...
ሕማም ኮሮና ቫይረስ ዓለማዊ ኣተሓሳሳቢ ጉዳይ እናኾነ ይኸይድ 27/01/2020 06:29 ...
መንግስቲ ትግራይን መንግስቲ ፌዴራል ኢትዮጵያን ወጥሮም ብልዝብ ክፈትሑ ሽማግለ ከም ዝቖመ ይግለጽ። 27/01/2020 04:16 ...
"ደረጃ ንቕሓት መንእሰያትና ክብ ንምባልየ ብዓቕመይ ፕሮጀክት ኣበጋጊሰ ዘለኹ" መሓመድ እስማዒል 25/01/2020 11:05 ...
ህይወት ንምድሓን ኣብ ምጥፋእ ሓዊ ህይወቶም ዘጥፍኡ ኣብረርቲ ይዝከሩ 25/01/2020 04:56 ...
View More