ኣርእስታት ዜና: ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈዎርቂ፡ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣምባሳድር ዡ ቢንግ ተዘራሪቡ። እቲ ብወተሃደራት ኢትዮጵያ ብህይወቱ እንከሎ ብሓዊ ተጠቢሲ ዝተቐትለ ግዳይ ትግራዋይ ምዃኑ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣረጋጊጹ። ግብጽን ፈረንሳይን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣሳሊጠን።ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ፣
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
"ህዝቢ ትግራይ ንረሃብ ምቅልዑ: ኣብ ታሪኽ ሓደገኛ ነገር እዩ።" ቀ/ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣብዪ ኣሕመድ።
Source: Getty Images