ኣርእስታት ጸብጻብ፥ሃለዋት ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ክፈልጥ ከም ዘይከኣለ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓቢሩ፣ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ኣሜሪካ ሰራዊት ኤርትራን ዕጡቓት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ደጊሙ ሓቲቱ፣ኣብ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከይረአ ብሃገራት ኣፍሪቃ ተቓውሞ ዝገጥሞ ዘሎ ጉዳይ ትግራይ ሓሙስ ንሳልሳይ ጊዜ ዕጹው ኣኼባ ክካየደሉ እዩ፣ሱዳንን ግብጽን ናይ ሓባር ስግኣተን ንምምካት ወተሃደራዊ ስምምዕ ፈጺመን፣ዓበይቲ መርከብ ውግእ ኣሜሪካ ሱዳን ኣትያ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
"ሃለዋት ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ክፈልጥ ከም ዘይከኣለ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓቢሩ፣ (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)
Source: Getty Images